ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኤልሳቤት ቦርን ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ኮይኖም ተሾይመን Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤልሳቤት ቦርን ኣብ ውሽጢ 30 ዓመት ፈላመይቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ፈረንሳይ ብምዃን ብፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ተሾይመን። ሚኒስትር ሰራሕተኛ እታ ሀገር ዝነበራ ኤልሳቤጥ ቦርን፥ ወዲ 61 ዓመት ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ዣን ካስቴክስ ተኪአን ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ Desta May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዘለዋ ክልቲኣዊን ቀጣናዊን ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢን ኣለዋ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ሰነ ንዝጅመር ካልኣይ ዙር ምድላው ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ዕት ንምግባር ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima May 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዙር ምድላው ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ምስሊ ኢትዮጵያ ብዝበለፀ ንምፍላጥ ብዘኽእል ብርኪ ንኽሰናዳእ መዳግቲ ኣካላት ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። መርሃ ግብሪታት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ኣፈፃፅምኡ፣ ክሳብ ሕዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲን ቀፀልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተግባር ፅሕተራ ኲናት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዘቃልዕ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ናብ ኲናት ንምስዋር ይዳሎ ከምዘሎ ምሁራን ገሊፆም። እቶም ምሁራን ከምዝበልዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እቲ ክልል እናተዘዋወረ ንህዝቢ ናብ ኲናት ንምስዋር የለዓዕል ከምዘሎ ዘርእዩ…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ኣብ ፅዋዕ ሴካፋ ንዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትጵያ ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ኣቢሉ ብኣሰናዳእነት ዩጋንዳ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ደቂ ኣንስትዮ ዝሳተፋ 23 ተፃወትቲ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፦ ሓላዊት ልዳት ታሪኳ በርገና ፣ የምወድሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 40 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 90 ህፃናትን 303 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾኑ ካብ ሚኒስቴር…
ቢዝነስ ሚኒስቴር ገንዘብን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ 300 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ባንክ ኣብ ኢትዮጵያ ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት መሊስካ ንምጥያሽ ዝውዕል 300 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ Desta May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ሩሲያ ዝተነበረ ማዕቐብ ብዘይፃረር መገዲ ኩባኒያታት ካብ ሩሲያ ዝገብርዎ ዕድጊት ጋዝ ንክቕፅሉ ኣብ ዝቐረበ ትልሚ ተስማዕሚዑ። ሰብ መዚ እቲ ሕብረት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕ፥ እቶም ኩባኒያይ ንዝገዝእዎ ጋዝ ኣቐዲሞም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልኡኻት ፑንት ላንድ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ከፑንት ላንድ ዝመፅኡ ልኡኻት ኣብ ክልል ሶማሌ ብባንኪ ዓለምን ካልኦት ትካላትን ኣብ ዝድገፍ ኣተገባብራ ፕሮጀክት መመሓየሺ ቆላማ ከባቢታ ልውውጥ ልምዲ ይገብሩ ኣለዉ። ኣብቲ ክልል በቲ ፕሮጀክት 36 ወረዳታት ዝተሓቖፋ እንትኾና፥ ኣገልግሎት…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ Gebremariam Weldegerima May 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሃድያ ሆሳዕና ንኢትዮጵያ ቡና ስዒራ። ሃዲያ ሆሳእና 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ንኢትዮጵያ ዝሰዓረት እንትትከውን፥ ሳምሶን ጥላሁን ኣብ መበል 22 ደቒቕ ብፍፁም ቅላዕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ሃዲያ…