ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ኲናት ተሳትፎ ዘይነበሮም ኣስታት 7 ሺሕ ዝኾኑ ንፁሃን ቀቲሉ-መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብወረራ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ኣብ ኲናት ተሳትፎ ዘይነበሮም 6 ሺሕን 985 ንፁሃን ምቕታሉ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ።
ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ህወሓት ብዘካየዶ ወረራ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘብፅሖ ጉድኣት በዝምልከት ጋዜጣዊ መግለፂ…