ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ፍሉይ ተወካሊ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኢኔት ዌበር ተዛቲዮም።
እቶም ኣፈጉባኤ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዝለጠፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ እዋናዊ ፖለቲካን ፀፅታን ኢትዮጵያ በምድሃብ…