ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተዓዚቦም Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህን ስራሕቲ ሪፎርም ሚኒስቴር መዓድን ተመልኪቶም። እቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣመራርሓታትን መንግስቲ ኣብ…
Uncategorized መንግስቲ ምኽረ ሓሳብ ውፅት ምርመራ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰል ተግባራዊ ንምግባር ዘለዎ ድልዉነት ዝበረታታዕ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምኽረ ሓሳብ ውፅት ምርመራ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰል ተግባራዊ ንምግባር ዘለዎ ድልዉነት ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊፁ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ራኬብ መሰለ፥ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓመታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፊንላንድ ናብ ኔቶ ንምፅምባር ካቢኔ እታ ሃገር ወሲኑ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊንላንድ ናብ ትካል ሰሜን ኣትላንቲክ ጦር ቃል ኪዳን (ኔቶ) ክትፅምነር ከምትደሊ ካቢኔ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳውሊ ኒኒስቶ ምስ ካቢኔኦም ኣብ ዝነበሮም ኣኼባ፥ ፊንላንድ ኣባል ኔቶ ንምዃን ኣብ ተቕርቦ ሕቶ ኣባልነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ይልቃል ከፋለ ኣብ ባህርዳር ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝርከቡ ብሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዝተሃነፁን ኣብ ስራሕ ዝርከቡን ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ዑደት ገይሮም። እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ኢንቨስትመንታት ኣብ ዘፈር ኣግሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክልላት ኣምሓራን ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ዞባታ መተከልን ምምሕዳር ብሄረሰብ ኣዊን ኣብ ከተማ ኢንጅባራ ይሳለጥ ኣሎ። “ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንዘላቒ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ፥ ኣፈ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ቀጢፉ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ብሓደጋ ትራፊክ ህይቶም ሓሊፉ። እቶም ሰራሕታኛታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጥቓ ከተማ ደባርቕ ትርከብ ሳንቃ በር ከባቦቢ ፍሉይ ሽሙ ኣበርጊና ኣብ ዝበሃል ቦታ ንስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ይካየድ ኣሎ። እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ፥ 1ይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ብዘቐመጦ ኣንፈታትን ውሳነታትን ምስ ኣባላት እቲ ሊግ በቢብርኩ ዝተገበረ ልዝብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima May 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ፕሮጀክት ገበታ ንሃገር ኣብ ዝኾነ ቃላይ ደንዲ ዘበናዊ ሎጂ ኢኮ-ቱሪዝም ንምህናጽ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ። ቃላይ ደንዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሸዋ ዝርከብ እንትኸውን፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 127 ኪሎ ሜትሮ ርሕቐት ይርከብ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ Desta May 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንፕረዚደንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣካያዲ ስራሕ ሳሊኒ ኩባንያን ፔትሮ ሳሊኒ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣደባባይ ሐደውነት ኣብ ዝነበረ መርሃግብሪ ነቶም ተሸላም ዝተውሃበ ዶክትሬት ክብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Desta May 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ኣምባሳደር ተርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ያፕራክ ኣልፕ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ክልል ዓፋርን ካልኦት ዛዕባታትን መልዛቦም ተገሊፁ። ብተወሳኺ ተርኪ ኣብቲ ክልል ዘሎ ዩንቨርስቲ…