Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2022

ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰሜን ኮሪያ ንመጀመርታ ጊዘ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰሜን ኮሪያ ንመጀመርታ ጊዘ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። ናይታ ሃገር ጣቢያ ቴሌቪዥን ከምዝበሎ፥ ዓሌት እቲ ዝተረኸበ ቫይረስ ኣሚክሮን ቫይረስ ኢዩ። ስለዝኾነ ምርካብ እቲ ቫይረስ ስዒቡ ጥቡቕ ገደብ ምንቅስቓስ ተነቢሩ ኣሎ።…

እዋናዊ ኩነታት ተሓሳቢ ዝገበሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓሸ ውፅኢት ንምምዝጋብ እዋናዊ ኩነታት ተሓሳቢ ዝገበሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም። ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ሚሲዮናት ኣፈፃፅማ…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ማእኸል ፐብሊክ ዲፕሎማሲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ  ዩኒቨርሲቲ ሃረማያይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ሓዊሱ ኣባላት ሴኔት እቲ ዩንቨርስቲ፣ መምህራን፣ ተምሃሮን…

ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ። ሚኒስትር ግብርና ፌዴሪኢ ኡመር ሁሴን በቲ ታሪካዊ ዓወት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም። ፍሪያት ቡና ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዓለም ካብ እተቕርቦም ፍሪያታት ግብርና ብቐዳምነት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝርከቡ ሓለፍቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝንቀሳቐሱ ሓለፍቲ ፋብሪካታት ሲሚንቶ ኣብ እታወት ቀረብን እቶም ፋብሪካታት ዝርከቡሎም ከባቢታት ዘሎ ኩነታት ፀፅታን ዘድሃበ ልዝብ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ፣ ርዕሰ ምምሕዳር ክልል…

አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ሰራሕተኛታቱ ስጉምቲ ወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)አገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 75 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታቱን ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ምውሳዱ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ትካል ኣይተ ህብረወርቅ ይመኑ፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ…

ከቢድን ቀሊልን ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 106 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ስጉምቲ ተወሲዱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከቢድ ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 24 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ቀሊል ጥሕሰት መምርሒ ዝፈፀሙ 82 ዘይመንግስታዊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም በዓል መዚ ትምህርቲን ስልጠናን ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ትሕቲ…

1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 5 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ምምላስ ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ጉዳያት…

ኣሜሪካ ምስ ሩሲያ ኲናት ውክልና ተካይድ ኣላ – ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ብምሕጋዝ ምስ ሩሲያ “ኲናት ውክልና” እናካየደት ምዃና ነበር ፕሬዚዳንት ሩሲያ ዲሚትሪ ሜድቬዲቭ ገሊፆም። እቶም ነበር ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ ኣሜሪካ ንዩክሬን ንምሕጋዝ ተወሳኺ 40 ቢሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ዘቕረበቶ ሓሳብ ባይቶ…

ሚኒስትር ዴኤታ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመርታ ሰዋሰው ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትሕብብር ኮሚሽን ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሳንድራ ክራመርን ዳይሬክተር ኣገልግሎት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኣፍሪካ ሪታ ላራ ኣብ ብራስለስ ተዛቲየን። ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…