ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊያን ሎሚ ዘበን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ “ወለንታዊነት ንዘላቒ ሓድነት” ዘበል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ምምሕዳር እቲ ከተማ ኣብ ቀፃሊ ክራማት ኣብ ዝስራሕ ስራሕቲ ወለንታውነት 570 ሺሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ገይሩ። ረብሓን ኣተገባብራን እቲ ስትራቴጂ ብዝምልከት ምስ ዳያኑን ዝምልከቶም ኣካላትን ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ…
ዝንቕ ፋና ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ከዕልብ ክኢሉ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንም ናይ ምብራር ልምዲ ዘይብሉ ተሳፋሪ ሓደ ኣብራሪ ድሕሪ ምሕማሙ ብዘይ ዝኾነ ፀገም ነፋሪት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ፍሎሪዳ፣ ኣሜሪካ ከዕልብ ክኢሉ። እዚ መንነቱ ዘይተገልጸ ተጓዓዚ፥ ምስ ተቖፃፀርቲ በረራ እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝገበሮ ናይ ድምፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ሓፈሻዊ ዋጋ ተጓዓዝቲ ሓጂ 183 ሺሕን 500 ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ሓጃጂ ናብ ባንኪ ኣታዊ ዝገበረሉ ብፅሒት ወረቐት ፎቶ ኮፒ ብምግባር ብምሓዝ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ተኣኪቡ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 33 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር እቶት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ እቲ እቶት ዝተረኸበ ካብ ታክሲ ውሽጢ ዓዲ፣ ቀረፅን ታክሲን ንግዲ ወፃኢ ኢዩ። እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ታንዛኒያ ምስ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብዝዛመድ ኣብ ማሕየር ንዘለዉ ኢትዮጵያዊያን ናይ ሓባር መፍትሒ ንምድላይ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ላዕለዎት ኣመራርሓ ታንዘኒያ ዘካተተ ስራሕቲ ለውጢ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ ብኬኒያን ታኒዛኒያን ኣቋሪፆም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ እንትጓዓዙ ዘጋጥሞም ሓደጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅዕንቶ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእትና እንምክቶ ክብሪ ህዝቢ ብምሕላውን ሃገራዊ ፍሪያታት ብምፍራይን ከምዘኾነ ተገሊፁ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መበል 11 ዙር ተመረቕቲ ኢንተርፕራይዛት ኣብታ ከተማ ዘለዉ ውፅኢታዊያን ሰብ ሃፍቲን ትካላተነ ኣብ ዝተረኸብሉ ዘተ ተገይሩ። ዕላማ እቲ ዘተ ተመረቕቲ ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ ኢንዱስትሪ እንትሸጋገሩ ትፅቢት ዝግበረሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምዕባይ ዘኽእሉ 6 ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ተኸቲሞም Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ንምዕባይ ዘኽእሉ 6 ዝተፈላለዩ ስምምዕነታት ተኸቲሞም። ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ስምምዕ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ምርምርን ኢኖቬሽንን ተረባሒት ፈንድ ሆራይዘን ሕብረት ኣውሮፓ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ሕብረት ኣውሮፓ ኣፍሊጡ። ኣብ መንጎ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ፅኑዕ ምትሕብባር ምርምር ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቋንቋ ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ኣብ ኣገልግሎት ምትርጓም ጉግል ተኻቲቶም Desta May 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቋንቋ ትግርኛን ኣፋን ኦሮሞን ኣብ ኣገልግሎት ምትርጓም ጉግል ተኻቲቶም። እቲ ኩባኒያ ብልዕሊ 300 ሚሊየን ዝዝረቡ ብሓፈኛ 24 ሓደሽቲ ቋንቋታት ናብ ዝርዝር ኣገልግሎት ትርጉም ከምዘካተተ ተገሊፁ። ካብ መንጎ እዚኦም ቋንቋታት ትግርኛን…