ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 64 ሚሊየን ብር ዝግመት ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ እነትጓዓዓዝ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)64 ሚሊየን ብር ዝግመት ወርቂ ብዘይሕጋዊ መገዲ ሓኡ ኬላ ጥሒሱ ንምሕላፍ ዝፈተነ ኣሽከርካሪ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ፣ ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብቲ ከባቢ ብዝነበሩ ኣባላት ሓይሊ ክልል ኦሮሚያ ብዝገበሩዎ ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝውዓሉዎ ፖሊስ ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima May 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ እዋን ዝናብ ቅድሚ ምብፅሑ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸበል በረንታ መርዓት ክተምፅእ እናተጓዓዘት ዝነበረት መኪና ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ከምዝሓለፈ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ እታ ወረዳ ኣፍሊጡ። ሓካፊ እቲ ድሕንነት ትራፊክ መገዲ ኮማንደር ዮሃንስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 800 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ኢድ ፅሑፋት ዝሓዘ ሙዚየም ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 800 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ኢድ ፅሑፋት ዝሓዘ ሙዚየም ኣብ ከተማ ሃረር ተመሪቑ። እቲ ሙዚየም ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ኣይተ ቀጀላ መርዳሳን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ኣይተ ሱልጣን ኣብዱ ሰላም ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣጋይሽን…
ስፓርት ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ 2 ሰዓት 5 ደቂቃን 52 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ከምዝወፅ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ስፓርት ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ትሳተፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ንተመዛበልቲ ወገናት ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ካብ ሰራሕተኛታትን ለገስቲን ዘተኣኻኸቦ 8 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ወገናት ኣረኪቡ። ጉጅለ መተኣኻኸቢ ሓገዝ እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፥ 66 ሺሕን 400 ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ሚኒስቴር መዓድን ዝርከብ ጋለሪ መዓድን ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕራዊ ምትእስሳር ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ጋለሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ምኽባር ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካል ሃገራዊ ፃውዒት ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ ዝጀኾነን መግለፂ ብሄረሰብ ሃረሪ ዝኾነን በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ከተማ ሃረር ብዕሊ ምኽባር ጀሚሩ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኣርዲን በድሪ፥ ዒድ ሸዋል ሓደ ኣካል “ካብ ዒድ ክሳብ ዒድ” ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima May 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ብምግላፅ፤ ብሓባር ምስ ዝቐደሙ ዓወታትና…