ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዘካየዶ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክት ዛዚሙ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዘካየዶ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክት ዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል…