Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ። እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…

ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀት ብሪቲሽ ኣብ ሩሲያ ዝርከብ ፋብሪክኡ ከምዝሸይጥ ማዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀትን መዕሸጊን ‘ሞንዲ’ ብሪቲሽ ካብ ሩሲያ ሙሉእ ብሙሉእ ለቒቑ ንምውፃእ ኣብታ ሃገር ዝተረፎ ናይ መወዳእታ ፋብሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ መፍረዪ ወረቐት ኣብ ሞስኮ…

በዓል መስቀል “መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም "በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ከም ዝኽበር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅብሃ ገብረግዚኣብሄር (ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ሎሚ ኣብ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ንዘላቒ ሰላም” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ አንትኸወን፥ ትካል ሰላም ደቂ ኣኒስቲዮ ዓለም ዘሰናድኦ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቀዳማዊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 67 ሓደሽቲ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዋ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ሕፅረት ትራንስፖርት ንምቕራፍ 67 ሓደሽቲ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ከምዝኣትዋ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ ገሊፁ። እተን ኣውቶቡሳት ካብ ወፃኢ ዓዲ ከምዝተዓደጋን ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ከይዲ ጉዕዞ ትራንስፖርት ባሕሪ ከምዝርከባን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ማርክ ሱዝማን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ፋውንዴሽንን ዘሎ ርክብ ዝነኣድ…

ኣብ ትግራይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ስሩዕ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝሓለፉ ሓሙሸተ መዓልታት ክዋሃብ ዝፀንሐ ስልጠና መምህራንን ኪኢላታት ትምህርትን ብዝተተለመሉ መንገዲ ከምዝተዛዘመ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ስልጠና ንክዕወት ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ መምህራን፣ ኣመራርሓ ትምህርቲ፣…

ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ክልተኣዊ ምትሕብባርን ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ካብ 4 ክሳብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ኩባ ሃቫና ኣብ…

ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ኤሎን መስክ ምስ ቱርኪ ንኽሰርሕ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ሃገሮም ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ዝሓዘቶ መርሃ ግብሪ ኤሎን መስክ ንኽሕግዝ ሓቲቶም። ኤርዶሃን ምስ ኤሎን መስክ ተራኺቦም ዝተዛተዩ÷ ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ…

ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓላፊን ምክትል ሓላፊን ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሾይሞም። ብመሰረት እዚ ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ዋና ኦዲተር፣ ኣይተ መሉ ተስፋይ ድማ ምክትል ዋና ኦዲተር እቲ ክልል ብምዃን…