ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሞባይል ስልኪታት ተታሒዞም Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕጋዊ ቀረፅ እንተይተኸፈለሎም ብኮንትሮባንድ ናብ ሃገር ዝኣተዉ ልዕሊ 1 ሺሕን 812 ሞባይል ስልኪታት ኣብ መርካቶ ምስ ተራገፉ ተታሒዞም። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ካብ ህዝቢ ብመሰረት ዝበፅሖ ሓበሬታ፥ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ክፍለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ክንተክል ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተዛዘመ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ÷ ብርቱዓት ኣእዳው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ስርቂ ብቖራፅነት ክንቃለስ ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ከይባኽንን ስርቂ ብቖራፅነት ብምቅላስን ንኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ከምዝሰርሑ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ገሊፆም። ንላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ “ከእዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተሰናደአ ቀዳማይ ዙር ስልጠና…
ቢዝነስ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ኣኽራናት ባሌ ብቅርስነት ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህልን ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ተመዝጊቡ። እቲ ፓርክ ኣብ ኢትዮጵያ መበል ካልኣይ ኣብ ዓለም ድማ መበል 11 ግዙፍ ቅርሲ ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ 29 መስከረም ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 2012 ዓ.ም ኣትሒዙ ተቛሪፁ ዝፀንሐ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ዝቕፅል 29 መስከረም ጀሚሩ ከምዝወሃብ ግልጋሎት ምዘናን ፈተናታትን ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ግልጋሎት ኣወሃህባ እቲ ፈተና ኣመልኪቱ ምስ ሓለፍቲ ፖሊስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ዝጠፍኣኣ ኤፍ -35 ጀታት ኲናት ትደሊ ከምዘላ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ካሮላይና ዝነቆጡ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ፥ ህዝቢ ነተን ጀታት ወይ ስብርባር ኣብ ምድላይ ንክተሓባበር ሓቲቶም። ትማሊ ድሕሪ ቀትሪ ነቲ ጀት ዘብርሩ ዝነበሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዘካይዶ መበል 78 ጉባኤ ውሕመ ኣብ ጉዳይ ሩሲያን ዩክሬንን ከምኡ እውን ኣብ ቅልውላው ክሌማዊ ለውጢ ብስፍሓት ክዝቲ ኢዩ ተባሂሉ። መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ ውሕመ ኣብ ኣሜሪካ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ትምህርቲ ተጀሚሩ Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ትምህርቲ ከምዝተጀመረ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ድማ ካብ 14 መስከረም ጀሚሩ ሩዕ ትምህርቲ ክጅመር ኢዩ ዘብል ትፅቢት ኣሎ። ምክትል ሓላፊ ቢሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ተገሊፁ Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 4 ዓማውቲ ዓውዲ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ ብማእኸላይ 7 ሚኢታዊት ምዕባለ ምምዝጋቡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ልዑል ብፅሒት ዓውዲ ሕርሻ ከምዝሓዘ ዝገለፀ እቲ ሚኒስቴር፥ ብቀንዱ ቡን፣ ኣዝርእቲ ቅብኣትን ዕምበባን ልዑል ሰደድ ንግዲ…
ስፓርት ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ውድድር ጉያ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ Desta Sep 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ። እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓ 00 ሴኮንድ 21 ማይክሮ ሴኮንድ ብምእታው ምዕዋታ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም ዝረኸብናዮ…