ብሰናይ ስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ሃገር ዝርከብ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶ ብስነ-ምግባር ብምህናፅ ሃገር ተረካቢ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡
5 ጳጉሜን መዓልቲ ትውልዲ "ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ…