1 ሺሕን 900 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ጥንቲ ሮማውያን ወታደራት መገልገሊ ናውቲ ኣብ እስራኤል ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 900 ዓመታት ዘቑፀሩ ናይ ጥንቲ ሮማውያን ወታደራት ይጥቀሙሎም ዝነበሩ መገልገሊ ናውቲ ኣብ በዓልቲታት እስራኤል ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ።
በዓል መዚ ጥንታዊ ሓድጊታት እስራኤል ከምዝሓበሮ÷ ኣርኪኦሎጂስታት ኣብ ከባቢ ጠረፍ ምዉት ባሕሪ እስራኤል…