ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት እኹል ቀረብ መሰረታዊ ጠለብ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ሕፅረት ቀረብ መሰረታዊ ጠለብ ከየጋጥም እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ንግዲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቢሮ ሰውነት ኣየለ ከምዝገለፁዎ÷ ንበዓል ሕፅረት ቀረብ ከይፍጠር ፍርያታት ኢንዱስትሪ…