ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ንኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ካብ 22 ነሓሰ 2015 ዓ.መወ ጀሚሩ ንዝተፈላለዩ ኣመራርሓታት ፀፅታ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፡- ኮሚሽነር ደስዬ ደጀን ወልዴ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኮሎኔል ግርማ ገሰሰ ገ/መስቀል-…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕፅረት እታወት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ሕፅረት እታወት ንዝሓለፉ ሰለስተ ሰሙናት ተቛሪፁ ዝነበረ ማእኸል ሕፅበት ኩሊት ስራሕ ከምዝጀመረ ቢሮ ጥዕና ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል÷ ብውዕሊ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ዳግማዊ ሚኒልክ ኮምፕሬንሲቭ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ክሰርሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሽፈራው Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማርያም (ዶ/ር) መንግስቲ ኣብ ማዕቐፋት ሕጊ እታ ሃር ተደሪኹ ምስ ትካላት ረድኤት ከምዝሰርሕ ገሊፆም። ኣመራርሓታት እቲ ኮሚሽን ሓዱሽ ምዝተመደቡ ዳይሬክተር ትካል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቻይና ቼንግዱ - ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ። ኣብ ከተማ ቼንግዱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መጀመሪ÷ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ቻይናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕበረት ኣፍሪካ ንጋቦን ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ኣጊዱዋ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕበረት ኣፍሪካ ኣብ ጋቦን ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ነታ ሃገር ካብ ተሳትፎ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ኣመራርሓ ጋቦን ኣብዚ ሰሙን ስልጣን መንግስቲ ከምዝተቖፃፀሩ ዕላዊ ምግባሮም ይፍለጥ፡፡ ቤት ፅሕፈት ሰላም ፀፅታን ሕብረት…
ስፓርት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፦ ኣብ ምድብ A: ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ ኣብ ምድብ B፡ ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ…
ስፓርት ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዓወት ንዘመዝገቡ ኣባላት ጉጅለ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መተባብዒ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ፌዴሪኢ ቀጀላ መርዳሳ፣ ሓጋዚት ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ እተህንፆ ፍሉይ ሆስፒታል ሕክምና ኩላሊት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ኳታር ኸሊፋ ብን ጃስም ኣልከዋሪ ዘቲዮም። ኣብ ማዕቐፍ ክልቲኣዊ ምትሕብባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ክህብ ኢዩ Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሐሴ 25፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ንተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንምሃብ ተስማዕሚዑ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ከተማ ቹንቾን ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ኮያንግፖኦክ ዑደት ኣሳሊጠን። እተን ከንቲባ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ልኡኽ ዩ ኤስ ኣይዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Aug 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ልኡኽ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኣይዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ስካት ሃክላንደር ናብ መቐለ ኣምሪሖም። መቐለ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣቀባብላ ዝገበሩሎም እንትኾኑ፥ ምስ ዝተፈላለዩ ኣመራርሓ…