ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕብረተሰብ ብሌን ዓይኑ ብምልጋስ ንወገኑ ብርሃን ክኸውን ፀዊዐን Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ሕብረተሰብ ድሕሪ ሕልፈት ብሌን ዓይኑ ብምልጋስ ንካልኦት ወገናት ብርሃን ክኸውን ፀዊዐን። እተን ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓይኒ ኢትዮጵያ ዝተመሰረተሉ መበል 20 ዓመት እንተኽብር ከምዝገለፀኦ÷ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ልገሳ ብሌን ዓይኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ መምርሒ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ እቲ ክልል ናብ ሰላም ንምምላስ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ገምጊሙ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ እቲ ክልል ናብ ሰላም ንምምላስ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ምኽባር ሕጊ ገምጊሙ። ኣመራርሓታት ላዕለዋይ ኮማንድ ፖስት ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክልል ኣምሓራ፤ ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፣ ርእሰ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ዳግም ተዓዊቶም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዚምባብዌ ኤመርሰን ምናንጋግዋ ንካልኣይ ዙር ከምዝተዓወቱ ኮሚሽን መረፃ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ተጭበርቢሩ ብዝብል ንካልኣይ ዙር ኣብ ዝተኻየደ መረፃ÷ ኤመርሰን ምናንጋግዋ 52 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ድምፂ ብምርካብ ዳግም ተዓዊቶም፡፡…
ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ ክዛዘመ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ንሓደ ሰሙን እነተኻየደ ዝቐነየ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሎሚ መዓልቲ ምሸት ክዛዘመ ኢዩ። ምሸት ሰዓት 3፡10 ኣብ ዝካየድ ውድድር ጉያ ፍፃመ ደቂ ተባዕትዮ 5 ሺሕ ሜትር÷ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጄልቻ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ጎብንዮም Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዓሚቕ ስልጠና ኣብ ዝፀንሑ ኣባላት ሓለዋ ሪፐብሊካን ሎሚ መዓልቲ ዑደት ገይሮም። እቲ ስልጠና÷ ኣካል ህንፀት ዓቕሚ ዓውዲ ፀፅታ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ ኣብ ግብፂ ካይሮ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝነበረ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ግብፂ ካይሮ ተጀሚሩ። እቲ ሰለስተኣዊ ድርድር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣቡዳቢ እናተገበረ ፀኒሑ ኣብ ምድላው ረቂቕ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ ይንበር እምበር ድርድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ውፅኢታዊ ንምግባ ይስራሕ ኣሎ – ሙፈሪሃት ካሚል Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ፍልጠትን ክእለትን ዘራኽብ ድልድል ብምዃኑ እቲ ዓውዲ ውፅኢታዊ ንምግባር እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ስልጠና ሞያን ፌዴሪኢ÷ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ንሃገሩ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኡ። ኣብቲ ውድድር ዩጋንዳዊ ኣትሌት ቪክቶር ኪፕላጋት ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲሩ። እቲ ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳምነት ዝወሃቦም ፀገማት ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ውፅኢታዊ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳምነት ዝወሃቦም ፀገማት ህዝቢ ኣብ ምፍታሕ ውፅኢታዊ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ ከብሉ ምክትል ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ገምጋማዊ መድረኽ ኣፈፃፅማ ስራሕ 3 ኣዋርሕ ምርግጋዕ ናህሪ ናብራን ምፍጣር ዕድል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም Desta Aug 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለዋ ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ ከብላ ሓላፊት ፕረስ ሴክሬቴሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ብኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን…