ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ቁፅሪ ኣባላቱ ንምውሳኽ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ቁፅሪ ኣባል ሃገራት ንምውሳኽ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ። ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ቻርለስ ሚሼል÷ ሓደሽቲ ኣባል ሃገራት ንምቕባል ሓሳብ ከምዘቀቕርቡ ንፋይናንሺያል ታይምስ ፀሪሑ ኣር ቲ ፀብፂቡ፡፡ “ብሪቲሽ ዴይሊ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ Desta Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ። በቲ ስርዓት ክሳብ ሐዚ 20 ትካላት መንግስቲ ነቲ ኣገልግሎት ይረኽባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። እቲ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ፣ ቪዲዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ Desta Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ምስ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብምዃን ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዮት…
ስፓርት ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ክግበረሉ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፅባሕ ኣቀባብላ ከምዝግበረሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ Desta Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሶማሊያ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ምስ ኣልቃዕዳ ርክብ ኣለዎም ዝበለቶም ግብረ ራዕዲታት ምቕታላ ገሊፃ። ወተሃደራዊ እዚ ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ (ኣፍሪኮም) ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ በቲ መጥቃዕቲ 13 ግብረ ራዕዲታት ተቐቲሎም። ኣሜሪካ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ኣካላት ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ታዬ ደንደአን ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 272 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 272 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ነቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 14 ውልቀሰባትን ሸሞንተ ተሽከርከርቲን እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡ ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ክካየድ ኢዩ Desta Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ከካየድ ኢዩ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮፖሬት ከምዝበልዎ፥ ተበፃሕነት ቀረብ ሓይሊ…
ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 6ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ Gebremariam Weldegerima Aug 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ዝተኻየደ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ካብ ዓለም 6ይ ካብ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ። ኣብ ቡዳፔስት ስታዲየም ናሽናል ኣትሌቲክስ ሴንተር ካብ 13 ነሓሰ 2015 ጀሚሩ እናተኻየደ ዝቐነየ ሻምፒዮና ትማሊ…
ስፓርት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ኣፍሪካ ሻምፒየንስ ሊግ ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ኩዕሾ እግሪ ዛንዚባር ኬ ኤም ኤም ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡ ካብ ሜዳኣ ወፃእ 2 ን1 ብምስዓር ዝተመሰት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ…