Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኢትዮጵያ ኣባል ብሪክስን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ናብ ጉጅለ ብሪክስን ተሓዊሳ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ብሪክስ ኢትዮጵያ ሓዊሱ፥ ኣርጀንቲና፣ ግብፅ፣ ኢራን፣ ስዑዲ ዓረብን ኢሚሬትስ ሕቡራት ዓረብን ብኣባልነት ተቐቢሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

መራሒ ጉጅለ ቫግነር ፕሪጎዢንን ኣባላት እቲ ጉጅለን  ብሓደጋ ነፋሪት ህይወቶም ምስኣኖም ይግለፅ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝርዝር ሓላፊ ቫግነር የቭገኒ ፕሪጎዢን ዝርከቦም ተጉዓዝቲ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት ኣብ ሩስያ ተሓምሺሻ ኣብታ ነፋሪት ዝነበሩ ዓሰርተ ሰባት ምማቶም ተገሊፁ። የቭገኒ ፕሪጎዢን’ውን ኣብታ ነፋሪት ከም ዝነበረ ይእመን። ማዕኸናት ዜና ሩስያ ዝዀነ ታስ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ንኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንኮሚሽን ተሃድሶ ደገፍ ንምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ተወካሊት ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ድላሚኒ ሮዝ (ዶ/ር) ዘቲዮም። እቶም…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ምድብን ኣካይዱ። እቲ ምምሕዳር ኣብ 2015 ዓ.ም ብመሰረት ዝገበሮ ገምጋም ዝተረኸቡ ውፅኢታት ድኽመታትን ምፍላዩ ሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ሪፎርም ትካላት ኣጠናኺርካ ንምቕፃልን ግዕዙይ ኣሰራርሓ…

መፃረዪ ውድድር ጉያ ደቂ ተባዕቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፃረዪ ውድድር ጉያ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ደቂ ተባዕቲዮ 5 ሺሕ ሜትሮ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 2 ናይ ምሸት ክካየድ ኢዩ። ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር፥  ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ሓጐስ ገ/ሕይወትን በሪሁ ኣረጋዊን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅድሚ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ጆሃንስበርግ ዝካየድ ኣኼባ BRICS-Africa Outreach ን BRICS Plus ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊን ሃገራዉን ዛዕባታት ጠመተ…

ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንኣሰልጠንቲ ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ን60 ኣሰልጠንቲ "ብካፍ ዲ ላይሰንስ" ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ፌዴሬሽን ኤሊት ኢንስትራክተር ኣብራሃም መብራህቱ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐሌ ስልጠና እንትጅምር…

ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተፈፀመ 752 ዘይሕጋዊ ምቑፃር ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈፀመ 752 ዘይሕጋዊ ምቑፃር ሰራሕተኛታት ከምዝተሰረዘ ቢሮ ሃፍቲ ልምዓት ፐብሊክ ሰርቪስን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ሃይሉ ሃሰና ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት…

መርማሪ ቦርድ ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ንኸጠናክር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ ኣተሓሳሲበን፡፡ እቲ መርማሪ ቦርድ ክሳብ ሕዚ ዘሳለጦም ተግባራት ሪፖርትን ኣብ ቀፃሊ ዝውግኖም ተግባራትን…

ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ

ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ - ሰለስተ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎመ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝሓለፉ 20 መዓልቲታት ምንቅስቓስ ስራሕቲ ገምጊሙ፡፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ወታደራዊ ኦፕሬሽን ብዝተወሰዱ…