ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ካብ ስደት ተመለስቲን ንዘተኣናግዱ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ዳይሬክተር ጀነራል ግልጋሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ጠይባ ሓሰን ሓቲተን። ዳይሬክተር ጀነራል ጠይባ ሓሰን÷ ላዕለዋይ ኦፊሰር ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሽፈራው (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ተፀዋዒ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማሪያም (ዶ/ር) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣብ ኢትዮጵያ ተፀዋዒን ራሚዝ አላክባሮቭ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ መገዲን ስራሕቲ ድልድልን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ምህናፅ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ መገዲን ስራሕቲ ድልድልን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ምህናፅ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ኮርፖሬሽን ሊ ቻንጉይ ኣረጋጊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው÷ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና ሬሜዲያል ኣብ ቀረባ እዋን ስለዝወሃብ ተፈተንቲ ምድላው ንኽገብሩ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈተና ሬሜዲያል ኣብ ቀረባ እዋን ስለዝወሃብ ተፈተንቲ ምድላው ንኽገብሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሓቲቱ። እቲ ሚኒስቴር÷ ካብ 23 ክሳብ 26 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ክወሃብ ዝነበረ ፈተና ሬሜዲያል ክናዋሕ ዝኸኣለ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ስለዘይተዛዘሙ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ጆሃንስበርግ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ጉጅለ ልኡኽ ሚኒስትራት ብምዃን ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ልኡኾምን÷ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጅምር መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሲሪላንካን ብኣርባዕተ ዘፈራት ሕርሻ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሲሪላንካን ኣብ ፍርያት ሻሂ፣ ፍረምረ፣ ልምዓት ተኽሊ ጎማን ትሩፋ ሌማትን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ሲሪላንካ ኣብ ኢትዮጵያ ኬ ኬ ቴሻንታ ኩማራሲሪን ኣብ ክልተኣዊ ዛዕባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ እሳለጦም ዝርከቡ ስራሕቲ ኢዮም – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣወሃህባ ትምህርቲ ኣብ ምዝማን፣ ብፍልጠትን ስነ-ምግባርን ዝተሃነፀ ወለዶ ኣብ ምፍራይ እሳለጦም ዝርከቡ ስራሕቲ ዝበረታትዑ ከምዝኾኑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ – ሌ/ጀነራል ፃድቃን… Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ” ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌፍተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፆም። እቶም ምክትል…
ስፓርት ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዙር ሓሊፈን Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ካብ መምድበን 1ይቲን 3ይቲን ብምውፃእ ንውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ትእግስት ግርማ ካብ ምድባ 6ይቲ ብምውፃኣ ናብ ዝቕፅል ዙር ክትሓልፍ ኣይከኣለትን፡፡ #Ethiopia…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ነበርቲ ኣመዛቢሉ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። እቲ ለበዳ ባርዕ ሓዊ÷ ሰፊ ክፋል ካናዳ ከምዝሸፈነ እውን ተገሊፁ። ብመጠን እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ካናዳ ቅድሚ ሕዚ ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ኣጋጢሙ…