Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፖርክታት ልዝብ ኣናካየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፖርክታት ኣብ ፕሮጀክታት ግልጋሎታ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ልዝብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣናካየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታት፣ ሚኒስትራት ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን እናተሳተፉ  ይርከቡ፡፡…

ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ። ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዝሳተፋሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ፣ 5 ሺሕ ሜትሮ ከምኡ እውን  3 ሺሕ ሜትሮ መኽንኩሎ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ረፋድ ሰዓት 5፡05 መፃረዪ…

ኢትዮጵያ ምስ ዩጋንዳ ዘለዋ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዩጋንዳ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ እፀገነት በዛብህ ገሊፀን። ኣምባሳደር እፀገነት፥ ደብዳበ ሹመተንን ካብ ፕሬዚዳንት ሳሃለወርቅ ዘውዴ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ሰናይ…

መንግስቲ ኢትዮጵያን ውሕመን ሰብኣዊ ሓገዝ መሊስካ ንምጅማር ቆራፅነቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መግስታትን ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘጋጥም ሰብኣዊ ሓገዝ ብቕልጡፍ ንምጅማር ሓበራዊ ፃዕሪታት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኢትዮጵያን ጉጅለ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያን ሓበራዊ መግለፂ ምውፀኦም…

ኣብዚ ክረምቲ ክሳብ ሕዚ 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ቀዳማይ ዓመት መርሃ ግብሪ ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ኣይተ ተፈራ ታደሰ÷ ኣብ…

ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ተታሒዙ- ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2016 ክሳብ 2018 ኣብ ዝትግበር ካልኣይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ እዋን ን9 ሚሊየን ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ትልሚ ከምዝተትሓዘ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ትልሚ ማእኸላይ…

ኣባ ገዳታት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታትን ወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ብድምቀት እናተኸበረ እንትኸውን÷ ኣብ ከተማ መቐለ እውን…

ሕብረት ኣፍሪካ ንኒጀር ካብ ኣባልነት ተሳትፎ ኣጊዱዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ 2023 ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ንኒጀር ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እቲ ሕብረት ከይትሳተፍ ምእጋዱ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ መራሕቲ እቲ ዕልዋ መንግስቲ ብመረፃ ስልጣን…

ኣንበጣ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ብኣውሮፕላን ነፀጋ ኬሚካል ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣ በረኻ ኣብ ዝተረኣየሎም ከባቢታት ካብ ብቕድሚ ትማሊ ጀሚሩ ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋ እፅዋት በላይነህ ንጉሴ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…

ረብሓታት ምስታይ ማይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1 ነጥቢ 5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን ፈሳሲ ክሰቲ ከምዘለዎ ብዙሓት መፅናዕቲታት ጥዕና የረጋግፁ። ምስታይ ፅሩይ ማይ ኣብ ውሽጢ ኣካላትና እኹል ዝኾነ ፈሳሲ ክህሊ ብምግባር  ብብመለክዕ ምስትንፋስ፣ ረሃፅን  …