ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ናብ ሃገገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 38ቱ ናብ የመን ንምእታው ኣብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣብ ኢድ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ወዲቖም ከምዝነበሩ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ኢምራህ ጉለር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታትን ብሓባር ክሰርሑ ኣብ…
ቢዝነስ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ ቡን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 240 ሺሕ 369 ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ብምልኣኽ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንንነ ሻሂን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 360 ሺሕ ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሓምለ 2015 ዓ.ም ከመርዝካየድ ተገሊፁ። ኣፈጉ ባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት 36 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተወሳኺ በጀት 36 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሞንጎ መንግስቲን መሓዙት ኣካላትን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ተደገፍቱ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ድጋፍ ዝገብረሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ነዚ ዝኸውን ቦታ ከምዝተረከበ እውን ሓቢሩ። መስራቲን ኣካያዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንዓቕመ ደካማታት 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንዓቕመ ደካማታትን ጉዱኣት ኣካልን ነበርቲ 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርኽክብ ከምዝሓበረኦ÷ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክሰርሕ ኢዩ-ኣምባሳደር ባርክ ባራን Desta Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ባርክ ባራን ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ፓሎቲካዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ድሕሪ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድን ኢንተር ሚላንን ኣብ ጉዳይ ዝውውር ኦናና ኣብ ስምምዕ በፂሐን Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ካሜሩናዊ ሓላዊ ልዳት ኣንድሬ ኦናና ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ። እታ ጋንታ÷ 47 ነጥቢ 2 ሚሊየን ፓውንድ ናይ ዝውውር ገንዘብ ንምኽፋል ኢያ ምስ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢንተር ሚላን ኣብ ስምምዕነት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 18, 2023 0 አዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣፍሊጦም። ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ኣሜሪካ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትሕብባር ብምኽላስ እቲ ርክብ ዝሕደሰሉ ዕድል ከምዝህሉ ዝሓበሩ ጆን…