Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዘሰልጠኖም 8 ሺሕን 642 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ። ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እቶም 5 ሺሕን 121 ብቐዳማይ ዲግሪ ፣ 3 ሺሕን 221 ካልኣይ ዲግሪን 300 ተምሃሮ ድማ ብሳልሳይ ዲግሪ ዘምረቑ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ምድላይ ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ ኩባኒያታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ኢዮም-ሚኒስቴር ዕደና

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምድላይን ምፍራይን ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ ኩባኒያታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ዕደና ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሚሊዮን ማቴዎስ፥ እቶም ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ…

ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ኣካል ሕውየት ትግራይ ንግበሮ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ “ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ንውፈር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ  ኲናት ስዒቡ ኣብ ህዝቢ ዝላባዕ ዘሎ ለበዳ ሕማም ኤች.ኣይ.ቪ ኤድስ ንምክልኻልን ንምዕጋትን ዝዓለመ…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦንያ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ዝወሰደቶም ፖለቲካዊ ቆራፅነትን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…

ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣባል ሃገራትን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቢሉ ገለፃ ተገይሩ። እቲ መብርሂ ዝሃቡ÷ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣማኻሪ ፖለቲካ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ክትሰርሕ ኢያ – ሺ ጂንፒንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ÷ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምፅዋር ቅልጡፍ ስጉምቲ ክውሰድ ኣብቲ ጉዳይ ልኡኽ ኣሜሪካ ዝኾኑ ጆን ኬሪ መተሓሳሰቢ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ መጀመርታ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ደምቢ ምደባን…

ስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝመፅአ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝመፅአ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂ ናብ ሰላም ዝኸደትሉ መገዲ ትኹረት ሃገራት እናሰሓበን ስራሕቲ ህንፀት ምስሊ ክብ ከምዘበሎን ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስቴር…

ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃናፂ ግደ ክፃወቱ ይግባእ – ኣምባሳደር ተሾመ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ንምግባርን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃናፂ ግደ ክፃወቱ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ፃውዒት ኣቐውሪቦም። ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣብ ምግባር፣…

ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ 382 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ። ተመረቕቲ ተምሃሮ 248 ብድህረ ምረቐ ከምኡ እውን 963 ድማ ብቅድመ ምረቐ ትምህርጾም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ኢዮም…