መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል መርኣዪ ተግባር ኢዩ – ኦሬሊያ ቻሌብሮ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ክሌማዊ ለውጢ ንምቅላስ ዘኽእል ካብ ወረ ዝዘለለ መርኣዪ ተግባር ኢዩ ክብላ ዳይሬክተር ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኦሬሊያ ቻሌብሮ ተዛሪበን።
እቲ ትካል ኣብ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር…