ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ተሳቲፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከባ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሰራሓተኛታት ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 500 ሚሊየን ፈልሲታ ተሳቲፎም።
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብ መርበብ ሓሬታ ትዊተር ገፁ÷ ክሌማዊ ለውጢ ዶብ ከምዘይግድቦ…