Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ትግራይ እናተውሃበ ዝፀንሐ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 28 ክሳብ 30 ሰነ 2015 ዓ.ም እናተውሃበ ዝፀንሐ ብሄራዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ከምዝተዛዘመ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲኦም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ኣይተ ደመቀ ኢትዮጵያ ንኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ እትገብሩ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምክትል ኣዶ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካሞኒክ ሳንዛባጋንዋ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ሞኒክ ሳንዛባጋንዋ (ዶ/ር) ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ…

ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣፋሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንሽን ማኑፋክቸሪንግ ሲሪየስ ሞዴል 20 ቴሌፎን ካሞን ኣብ ኢትዮጵያ ኣፋሊጡ። እቲ ኩባኒያ ንፈለማ እዋን ዘፋለጦ ቴሌፎን ዘመናዊን ዓለም ለኻዊ ዕብየት ቴክኖሎጂ ሞባይል ዘርእይን ኢዩ ተባሂሉ። 108 ሜጋ ፒክስል ካሜራ ፎቶን ቪዲዮን ብፅርየት…

መዐወኒ እፅ፣ ስኒ ሓርማዝ፣ ደረቕ ጫትን ነዳዲን ናብ ሱዳን ክሳገር ክብል ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዐወኒ እፅ፣ ስኒ ሓርማዝ፣ ደረቕ ጫትን ነዳዲን ናብ ሱዳን ክሳገር ክብል ኣብ ኬላታት ከተማ ሑመራ፣ ዲማ፣ ባዕኸርን ራዊያንን ተታሒዙ። እቲ ኣብ 22 ተረሽዋ ዝነበረ መዐወኒ እፅ መበገሲኡ ካብ ከተማ ሻሸመኔ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብተወሳኺ ብዓል 25…

ኢትዮጵያ ንሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ስራሕ ትሰርሕ ኣላ – ዳይሬክተር ሲ.ዲ.ሲ ኣፍሪካ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ኣብ ዓውዲ ጥዕና እትገብሮም ዘላ ስራሕቲ ንሃገራት ኣፍሪካ መርኣያ ዝኸውን ኢዩ  ክብሉ  ዳይሬክተር ሲ.ዲ.ሲ ኣፍሪካ ጄነራል ዶክተር ዢን ካሴያ ገሊፆም። ብዶክተር ዢን ካሴያ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ኣብ ሃገር ለኸ…

ኢትዮጵያን ፖላንድን ሰነድ ስምምዕነት ትሕብብር ታክሲ ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፖላንድን ሰነድ ስምምዕነት ትሕብብር ታክሲ ከቲመን። ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ፕሮግራም ትሕብብር  ታክሲ ክልቲአን ሃገራት ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ከምዝግበር ተገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ብፍላይ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ገንዘብን…

ስምምዕነት ህንፀት ፕሮጀክት ሓይሊ ንምምላእ ዘኽእል ቆፃሪ ሲስተም ቅድመ ክፍሊት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት ኣገልግሎት እናሃበ ዝፀንሐ ተቖፃፃሪ ቴክኖሎጂ ቅድመ ክፍሊት ብስማርትን ኤስ.ቲ.ኤስ ቶክ ቴክኖሎጂን ንምትካእ ዘኽእል ስምምዕነት ትግበራ ፕሮጀክት ተፈሪሙ፡፡ እቲ ስምምዕነት ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኣገልግሎት ኤሌክትሪ ኢትዮጵያ ኣይተ…

ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መእከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ፎረም÷ "ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ ፈጣራ ስራሕ ናፃ ዕዳጋ ዞባ ንግዲ፣ መካተቲ ዲጂታልን ፋይናንስን ምቅልጣፍ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ…

ፈላማይ ክታበት ዓሶ ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈል ኢዩ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ፈላማይ ክታበት ሕማም ዓሶ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ሃገራት ኣፍሪካ ከምዘከፋፍል ኣፍሊጡ። ውድብ ጥዕና ዓለም ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ መዓልቲታት 18 ሚሊየን ክታበት ሕማም ዓሶ ናብ 12 ሃገራት ኣፍሪካ ክከፋፈሉ ኢዮም።…

ኣብ ትግራይ ግብሪ ዝኽፈለሉ እዋን ክሳብ 30 መስከረም 2016 ዓ.ም ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ግብሪ ዝኽፈለሉ እዋን ክሳብ 30 መስከረም 2016 ዓ.ም ተናዊሑ። ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ትማሊ 29 ሰነ 2015 ዓ/ም ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ፥ ወድዓዊ ፀገማት ኣብ ግምት ብምእታው ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዝሃ…