Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ጥርጣረን ፀርፍን እናነዛሕኻ ሰላም እንተተብሃለ ክልቲኡ ሓቢሩ ኣይኸይድን ክብሉ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዘርኢ ምትእምማን፣ ምክብባርን ይቕሬታን ዘይዘርአ ሰብ ኣርእቲ ሰላም ምዕፃድ ኣይከኣልን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፀፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ ኲናት…

ዝቕባበ ዋጋ ሎሚ ዘበን ናብ 30 ሚኢታዊ ወሪዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28  ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ…

ውድብ ጥዕና ዓለም ዝኸፍአ ለውጢ ክሌማ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ክብል ኣጠንቂቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ብብርኪ ዓለም ዝኸፍአ ለውጢ ክሌማ ከጋጥም ይኽእል ኢዩ ክብል ኣጠንቂቑ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ቴድሮስ ኣድሓኖም(ዶ/ር)፥ ኣብ ዝሓዝናዮ ሰሙን 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል መጠን ሙቐት ከምዝተመዝገበ ተዛሪቦም። እቲ ለውጢ ክሌማ…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዕብየት ክተመዝግብ ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28  ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28  ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ጉባኤኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ በጀት 2015 ፀብፃብ…

ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ልኡኻት ቢሮ ጥዕና ቻይና ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኻት ቢሮ ጥዕና ቻይና ግዝኣት ሃናን ተዛቲየን። እተን ሚኒስትር÷ ሆስፒታል ጥሩነሽ ቤጂንግ ንኽጠናኸር ኣድላዪ ክትትልን ሓገዝን እናተገበረ ምዃኑ ኣብ እዋን ዘተአን ገሊፀን፡፡ ቻይና ዝገበረቶ…

ኣሜሪካ ንታይዋን ጦር መሳርሒታት ክትሸይጥ ኣይግባእን ክትብል ቻይና ተቓዊማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንታይዋን ጦር መሳርሒታት ክትሸይጥ ኣይግባእን ክትብል ቻይና ብፅኑዕ ተቓዊማ። ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ መጋቢት ናይ 619 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ጦር መሳርሒታት ንታይዋን ንምሻጥ ምፅዳቕ ይዝከር፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚስቴር ምክልኻል ቻይና ታን…

ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ዣዎ ዢዩኣን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዢዩኣን ገሊፆም። ፎረም ማሕበራዊ ሓላፍነት ኩባንያታት ቻይና÷ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ተወከልቲ ኤምባሲ ቻይናን ኣመራርሓ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ናይ ኢቢሲ ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተለምዶ ሸጎሌ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ናይ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ኣብ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ንጅቡቲ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ምስታፍ ኩለመዳይ ረብሓ…