Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ኣብ ፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ዝህቡዎ ምላሽን መብርሂን ከድምፅ ኢዩ። እቲ ባይቶ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 28…

ማሰን ማውንት ብዕሊ ናብ ማንቼስተር ዩናይትድን ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ንእንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ማሰን ማውንትን ብዕሊ ኣፈሪማቶ፡፡ ላንክሻየራዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ÷ ንማሰን ማውንት ብሓሙሽተ ዓመት ኮንትራት ኢያ ኣፈሪማቶ፡፡ ንዝውውር እቲ ተፃዋቲ 60 ሚሊየን ፓውንድ…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ንምስግጋር ትካላት ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ንምስግጋር ኩሎም ትካላት ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ኮንፈረንስ ልምዓት ንግዲ የተባበሩት ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅሉ 7 ዓመታት ዝትግብሮ መርሃ…

ርክብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ርክብ ናብ ዝነበሮ ኩነታ ንምምላስ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣመራርሓታት ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ከምኡ እውን ቢሮ ትራንስፖርት እተን ክልላት ተረኺቦም፡፡…

ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 12 ክልል ኮይኑ ንኽውደብ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓዲሽ ክልል ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንኽውደብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 2ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ካብ ትማሊ ጀሚሩ እናሳለጠ ይርከብ፡፡ ኣብ ናይ ሎሚ…

ሕብረት ኣውሮፓ ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስቴር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ዝተረኸባሉ ኮሚሽነር ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ን…

ፎረም ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዲፕሎማሲን ኢትዮ- ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያን ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኸ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፣ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ጅቡቲ ሲራጅ ኦማር ዝተመርሐ ልኡኽን…

ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ዝሞቐ መዓልቲ ትማሊ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ዝሞቐ መዓልቲ ትማሊ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ። ሓበሬታ ማእኸላት ሓበሬታ ትምበያ ከባቢ ኣሜሪካ ከምዘመላኸቶ÷ ማእኸላይ ሙቐት ከም ናይ ትማሊ ዕለት ሓፍ ኢሉ ኣይፈልጥን፡፡ ናይ ትማሊ ማእኸላይ ሙቐት ዓለም 17 ነጥቢ 01 ዲግሪ…

ዑደት ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ናይ ህዝቢታት ሕውነት ዘጠናኽር ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ኩነታ ከምዝቕይር ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ÷ ትማሊ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ልጉጅለ…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ዘቕረቦ ሪፖርት ይሰምዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዘቕረቦ ሪፖርት ይሰምዕ ኣሎ። ትማሊ ዝጀመረ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 2ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ እውን ቀፂሉ፡፡ ብመሰረት እዚ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ቅድሚ…