ባርኖስን ቓቔጣን ናብ ዝተርኣየለን ዞባታት ትግራይ ሰብ ሞያ ሕርሻ ብምምዳብ ስራሕቲ ምክልኻል ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባታት ማእኸል፣ ደቡብን ምብራቕን ኣብ ዝርከባ ውሱናት ወረዳታት ክልል ትግራይ ባርኖስን ቓቔጣን ከምዝተርኣየ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ትግራይ ገሊፁ።
ናብቶም ከባቢታት ሰብ ሞያ ሕርሻ ብምምዳብ ስራሕቲ ምክልኻል የካየድ…