Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ኣብ ቀረብን ዝርገሐን ዘበናዊ ዱኽኢ (መዳበሪያ) ዝጠመተ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ኣብ ዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዘሎ ቀረብን ዝርገሐን ዘበናዊ ዱኽኢ (መዳበሪያ) ዝጠመተ ምስ ናይ ክልል መዳርግቲ ኣካላት ልዝብ ይዝቲ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓለፍቲ ቢሮታት ክልላት ኦሮሚያ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ…

ግዕዝይና ብሓቂ እምበር ብኣምሰሉ ክንዋገኦ ኣይንኽእልን – ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ብሓቂ እምበር ብኣምሰሉ ክንዋገኦ ኣይንኽእልን ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣፈፀምቲ ኣካላት መንግስቲ ፌዴራል ክትትልን ጎንፂ ረብሓን ስነ-ምግባር ንምክልኻልን ንምውጋድን ብኮሚሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ኤክስፖ ቻይና-ኣፍሪካ ንግዲን ኢኮኖሚን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)ኣብ 3ይ ኤክስፖ ቻይና-ኣፍሪካ ንግዲን ኢኮኖሚን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ኣብ ቻይና ሁናን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፖ÷ ተወከልቲ 53 ኣሃገራት ኣፍሪካን ኣመራርሓታት ብዙሓት ዓለም ለኸ ኩባንያታትን ተረኺቦም፡፡…

ዕላዊ ርኽክብ ሰርተፊኬት መረጋገፂ ትሕዝቶ ሓረስቶት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ሺሕን 451 ንዝኾኑ ሓረስቶት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ርኽክብ ሰርተፊኬት መረጋገፂ ትሕዝቶ ሓረስቶት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ርኽክብ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እታ…

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣንቢራቶ ዝነበረት ክሲ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ብምልዓል ዝኾነ ይኹን ክልከላ ፋይናንስ ከምዘይግበራ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኣንቢራቶ ዝነበረት ክሲ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል ብምልዓል እታ ሃገረ ድሕሪ ሕዚ ዝኾነ ይኹን ክልከላ ቀረብን ሓገዝን ፋይናንስ ከምዘይግበረላ ኣፍሊጣ። ሰነድ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጌዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፍልፍል ብምግባር መፅሄት…

ኣብ ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንሰብኣዊን ንዋታዊን ጉድኣታት ዝተዋደደ ምላሽ ንምሃብ ዘኽእል ዘተ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ተገይሩ። ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ስምምዕነት ሰላም መሰረት ብምግባር ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ጉድኣት ጠሚቱ ነባራዊ ሓበሬታታት…

ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ምትሕብባር ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ኮፊ ኩዋሜ ዘቲየን። ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)፥ እቶም ተወካሊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ ስነ ህዝቢ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 23 ሰነ ክሳብ 30 ሓምለ 2015 ዓ.ም  ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ቤንዚን ……………………………………… ብር 69.52 ብሊትሮ ፃዕዳ ናፍጣ………………………………………

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ማኔጅመንት ጎንፂን ቅልውላውን ሕብረት ኣውሮፓ ጃንዜል ሌናርሲክ  ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሰብኣዊን ውሕስነት ምግብን፣ ድርቂ፣ ለውጢ ክሌማን ጎንፂን ምብራቕ ኣፍሪካ ተላዚቦም። ብተወሳኺ ኣብ…

ኣብ ኢንቨስትመንት ትኹረት ብምግባር ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንቨስትመንት ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ምስ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ዝጀመርናዮም ስራሕቲ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፆም፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርኪታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ…