Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ዝፀንሐ ርክብ ኢትዮጵያን ቦትስዋናን ንምጥንኻር ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ኢትዮጵያን ቦትስዋናን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዝጠመተ ዘተ ተኻይዱ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ሙክታር ከድር ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ቦትስዋና ፑሌ ምፖትዌ…

መንግስቲ ጂቡቲ ናይ ክብሪ ኒሻን ፖሊስ እታ ሃገር ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ሸሊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጂቡቲ ናይ ክብሪ ኒሻን ፖሊስ እታ ሃገር ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ሸሊሙ። ንኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ካሚል መሃመድ እቲ ናይ…

ኣብ ኢትዮጵያ ርዳእታ ዘቋረፁ ትካላት ዘቋረፁሉ ምኽንያት ዝበሉዎም ጉዳያት ዘፃሪ ኮሚቴ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ኣቲዩ ኣሎ – መንግስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩ ኤስ ኤይድን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝገብሩዎ ሓገዝ ንግዚኡ ዘቋፁሉ ምኽንያት ዝበሉዎም ጉዳያት ዘፃሪ ኮሚቴ ቴክኒክ ተወዲቡ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወ ተገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ሎሚ ኣብ ዝሃበኦ…

ኩልና ተሓጋጊዝና እንተሰሪሕና ዘይንሳገሮ ብራኸ ድኽነት የለን – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩልና ተሓጋጊዝና እንተሰሪሕና ዘይንሳገሮ ብራኸ ድኽነት የለን ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት ካልኣይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ወሰን ቃላይ ሃዋሳ ኣጀሚረን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎድና ጎድኒ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ ክልተኣዊን ኣህጉራዊን ጉዳያት ኣድሂቦም ምዝታዮም ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ…

እናዓበያ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ጉድለት ፋይናንስ ንብረት ኣየር ምምላእ ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ንዝፈጠሮም ማሕለኻታት ምላሽ ንመሃብ እናዓበያ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ዘሎ ጉድለት ፋይናንስ ንብረት ኣየር ምምላእ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ዘኽእል ኣንፈት ዲፕሎማሲ ምኽታል የድሊ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓለም ለኻውን ክልቲኣውን ኩነታት ብምግንዛብ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ዘኽእል ኣንፈት ዲፕሎማሲ ምስዓብ የድሊ" ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳይ ወፃእን ኣይተ ደመቀ መኮንን ተዛሪቦም፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኢንስቲትዩት ጉዳይ…

ቦርድ መረፃ ዳግማይ ህዝበውሳነ ዞባ ወላይታ ብብርኪ ዞባ ጊዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ዳግማይ ህዝበውሳነ ዞባ ወላይታ ብብርኪ ዞባ ጊዚያዊ ውፅኢት ዕላዊ ገይሩ። እቲ ቦርድ 12 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ 1 ሺሕን 812 ጣቢያታት መረፀ ዘፈፀሞን 849 ሺሕን 896 መረፅቲ ድምፂ ዝሃቡሉን ዳግማይ ህዝበ ውሳነ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፕሬዚዳንት ማክሮን ሃገራት ኣፍሪካ ንምሕጋዝ ንዘርአዩዎ ተበግሶ ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ሃገራት ኣፍሪካ ንምሕጋዝ ንዘርአዩዎ ተበግሶ ኣመስጊኖም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሎምቅነ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ምስታፎም ይፍለጥ።…

ንሆስፒታል ሰራዊት ደቡብ ግንባር እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሱም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ ንሆስፒታል ሰራዊት ደቡብ ግንባር እምነ ኹርናዕ ኣንቢሮም። ኣብ 18 ሄክታር ዝህነፅ ሆስፒታል 4 ቢሊየን ብር ዛውድእ እንትኸወን፥ ብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ተሃኒፁ ንኣገልግሎት ክበቅዕ ኢዩ…