Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምጅማር ናብ ሃዋሳ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንምጅማር ናብ ሃዋሳ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ብብርኪ ክልል ሲዳማ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ማያዊ ኣካላት ከጀምራ ኢየን ናብ ሃዋሳ ኣቲየን ዘለዋ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ…

ደቂ ኣንስትዮ ዲፕሎማሰኛታት ተሳትፎአን ብምጥንኻር ንማዕርነትን ፍትሒን ክሰርሓ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቂ ኣንስትዮ ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለወን ተሳትፎ ብምጥንኻር ደቂ ንኣንስትዮ ብማዕርነት ትውክል ፍትሓዊት ዓለም ንምፍጣር ዘለወን ግደ ክዋፅኣ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፀዊዐን። ዓለም አለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…

ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሞባይል ስልኪታትን ገይፀ መይፂ ብሩርን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ዝተፈላለዩ ናይ ሞባይል ስልኪታትን ገይፀ መይፂ ብሩርን ከምዝሓዘ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ኣቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ኣብ ክ/ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ፍሉይ ቦትኡ ማእኸል ዕዳጋ ካብ ሕብረተሰብ ብዝተረኸበ ሓበሬታ ኢዮም…

ኣብ ሱዳን ዘሎ ጎንፂ ተበኣኢሱ ቀፂሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ግዘ ህድእ ካሊእ ግዘ እናተጋደደ ዝፀንሐ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ሎሚ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ካርቱም ተጋዲዱ ቀፂሉ ኣሎ፡፡ ጎንፂ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ብቀንዱ ኣብ ምብራቕ ካርቱም፣ ካብ ሰሜናዊ ባሕሪን ምዕራባዊ ኣንፈት…

ኣብ ኣዲስ ኣባባ ገዛ ክራይ ዝተወሰኸሎም ነበርቲ ስምዕታ ዘቕርቡሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ገዛ ክራይ ዝተወሰኸሎም ነበርቲ እታ ከተማ ስምዕታ ዘቕርቡሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ተገይሩ። ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣባባ 30 ለካቲት 2015 ዓ.ም ብመሰረት ዘመሓላለፎ ዝኾነ ይኹን መካረዪ ክሳብ ዝተወሰነ ግዘ ክራይ…

ብሄራዊ ኮሚቴ መተግበሪ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ትካላት ፌዴራል ብዝተውፃእፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተወደበ ብሄራዊ ኮሚቴ መተግበሪ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ብዕሊ ስርሑ ጀሚሩ፡፡ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ናይ ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ‘ንግድ ኦፈር’ ኣብ ቀረባ እዋን ንማክሮ ኮሚቴ…

ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ መቐለን ኣኽሱምን ዝርከቡ ባንኪታት ደም ብሙሉእ ዓቕሞም ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ፥ ብብርኪ ሃገር ካብ ዘለዉ 43 ባንኪታት ደም እቶም ሰለስተ…

ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ንምርግጋፅ ንመናእሰይ ትኹረት ምሃብ ይግባእ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ሃገርና ንምርግጋፅ ንመናእሰይ ትኹረት ምሃብ ይግባእ ክብላ ሚኒኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ገሊፀን። መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ መናእሰይን ሓምለዋይ ኣሰርን 2015 ዓ.ም “ወለንታዊነት…

ኣብ ክሌማዊ ለውጢን ሓምለዋይ ኣሰርን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢን ብሓምለዋይ ኣሰር ምምካት” ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ክሌማዊ ለውጢን ሓምለዋይ ኣሰርን ዘድሃበ ፓነል ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ÷ ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያን ኢኒስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያን…

ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ዘቕረበቶ ትልሚ ሰላም ከምትድግፎ ቻይና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ንሩሲያን ዩክሬንን ንምሽምጋል ትገብሮ ፃዕሪ ከምትድግፍ ቻይና ኣፍሊጣ። ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ÷ መራሕቲ ኣፍሪካ ልኡኽቶ ሰላም ተሓንጊጦም ንሩሲያን ዩክሬንን ንምስምጋል እናገበሩዎ ንዝርከቡ ፃዕሪ ኣመስጊነን፡፡…