Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን። እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን። በፍላይ መንግስቲ…

ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ- ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዓረፋ እንተኽብር ብሓድነትን ምትሕግጋዝን ክኸውን ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ገሊፆም።። ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ፥ ንመበል 1 ሺሕን 444 ዓመተ ሂጂራ በዓል ዒድ…

ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ክልል ደቡብን ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ኣዶን ውላድን ሓዊሱ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ትማሊ ሰዓት…

ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ምስ ዓለም ለኸ “ሃይፈር ፕሮጀክት ኢንተርናሽናል” ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ፕሬዚዳንትን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ”ሃይፈር ፕሮጀክት…

ኢትዮጵያን ህንድን ኣብ ዓውዲ ቡን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዝኽእላሉ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ (ዶ/ር) ኣዱኛ ደበላ ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሽሪ ሮበርት ዘትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ህንድን ኣብ ዓውዲ ቡንን ሻሂን ብሓባር ክሰርሓ ዝኽእላሉ ኩነታት ተመያይጦም። (ዶ/ር)…

ኣብ ከተማ ኣምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ከተማ ኣምቦ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 10 ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰባት ጉድኣት ኣካል ከመዘጋጠመ እውን ተገሊፁ፡፡ እቲ ሓደጋ ሎሚ ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ዘጋጠመ እንትኸውን÷ ካብ ኣምቦ ናብ ጉደር…

‘ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ጉዕዞ ሓጅ’ ኣብ ስዑድ ዓረብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ተጓዓዝቲ ሓጅ እዚ ዓመት ካብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዝለዓለ ከምዝኸውንን ‘ኣብ ታሪኽ ዝዓበየ ኮይኑ ከምዝምዝገብን ተሓቢሩ፡፡ ትማሊ ኣብ ሰዑድ ዓረብ መካ ዝተጀመረ ጉዕዞ ሓጅ÷ ተጓዓዝቲ ዓመታዊ ስነ-ስርዓት ልዑል ቁፅሪ ሑጃጃት ብምትእንጋድ ኣብ…

መበል 11 ፎረም ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 ፎረም ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ማይን ኢነርጂን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ "ዓወታት ሽቶታ ዘላቂ ልምዓት ምቅልጣፍን ምትግባር ሽቶን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ማይን…

መሰረተ ልምዓታት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ ሃገር ለኸ ህዝባዊ ወፍሪ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሰረተ ልምዓታት ኣቢያተ ትምህርቲ ንምምሕያሽ መዳርግቲ ኣካላትን ሕብረተሰብን ዘሳተፈ ሃገር ለኸ ህዝባዊ ወፍሪ ከምዘካይድ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሃገር ለኸ ወፍሪ 25 ሰነ 2015 ዓ.ም ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ድሬዳዋ ዝርከቡ ትካላት ቢዝነስ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ኣብ ድሬዳዋ ዝርከቡ ትካላት ቢዝነስ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ትካላት ቢዝነስ÷ ናፃ ዞባ ቢዝነስ ድሬዳዋን ደረቅ ወደብ ድሬዳዋን ሓዊሱ መገጣጠሚ መኪና፣ ጨርቀ መርቂ፣ ፕላስቲክን በዓል…