Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2023

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋ ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ምስ ሓዱሽ ፕሬዚዳነት ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ኣካይድና” ኢሎም።…

መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 39 ውድድር ማራቶን ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ዝቕፅል ሰንበት 18 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። መበገሲኢን መዛዘሚኡን ኣብ ሰሚት ዝገብር እቲ ውድድር ማራቶን÷ ካብ 12 ክለባት፣ 2 ክልላትን…

ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብልዕሊ 17 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ንዝህነፅ ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሮም። እቲ ፋብሪካ ስሚንቶ፥ ማሕበር ኣክስዮን ፋብሪካ ስሚንቶ ተጎጋ ኣብ ወረዳ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 7ይ ዙር ከተማ ሓቆፍ ሰሙን ባህሊ ንባብ "ንባብ ንዘላቒ ልምዓት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኢትዮ-ኩባ ተጀሚሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት መጀመሪ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ወርቅነሽ ብሩ፣ ሓላፊት ቢሮ…

ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ምፍፃማ ሩሲያ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ናብ ክሬሚያ ኣብ ዝወስድ ድልድል መጥቃዕቲ ሚሳኤል ከምዝፈፀመት ሩሲያ ገሊፃ። “መእተዊ ክሬሚያ” ተባሂሉ ዝፍለጥ እቲ ድልድል ንክሬሚያ ምስ ሩሲያን ደቡባዊ ግዝኣት ኬርሰንን ዘራኽብ እንትኸውን÷ ኣብቲ ድልድል ብምኽንያት ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ናብ ሓምለዋይ ልምዓት ስግግር ንምግባር ዘድሊ ሓገዝ ገንዘብ ንምርካብ ጥንኩር ሜላ ምፍጣር ከምዝግባእ ተዛሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ "ማሕለኻታት መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምፍታሕ ሞዴል በዓል ብዙሕ ወገን ባንኪታት ምምሕያሽ" ብዝብል ርእሲ ኣብ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ተገይሩ – ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን150 ሺሕን 199 ተምሃሮ 6ይን 8ይን ክፍሊ ከተማ ሓቆፍ ፈተና ንመሃብ ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ትምህርቲ እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ምምሕዳር ምዘናን ፈተናን እቲ ቢሮ ዲናኦል ጫላ÷ ነቲ ፈተና ኣድላዪ ዘበለ ምድላው…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ዓለም ለኸ ጉባኤ ሓዱሽ ስምምዕነት ፋይናንስ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ጉጅለ ልኡኾም ናብ ፈረንሳይ ምእታዎም ይፍለጥ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን፣…

ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ኣፍሪካ ብማዕርነትን ምኽኒያታዊነትን ምጥቃም ዘኽእል ኣኼባ ላዕለዎት ሚኒስትራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ፥ “ምኽኒያታዊ ማዕርነት ተረባሕነት ዶብ ተሳገርቲ ወሓዝቲ ሩባታት ንምዕባለ ኣፍሪካ ወሳኒ” ዝብል…

ስነስርዓ መጀመሪ ህንፀት 60 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ  ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓ መጀመሪ ህንፀት 60 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ  ተሳሊጡ። እቶም ኣባይቲ ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ተሃኒፆም ክዛዘሙ ምዃኖም ኣብ ቤት^ ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ህንፀት፥ ንልዕሊ…