ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ህዝባዊ ጎስጓስ ይሳለጥ ኣሎ Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ዝዓለመ መድረኽ ህዝባዊ ጎስጓስ ኣብ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣየለች እሼቴ፣ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ሓገዝ ምግቢ ዝፍፀም ሰርቂ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን Desta Jun 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ኣሜሪካን ኣብ ሓገዝ ምግቢ ዝፍፀም ሰርቂ ኣብ ምክልኻል ብሓባር ከምዝሰርሓ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢን እቲ ትካልን ትማሊ ብሓባር መግለፂ ምሃቦም እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ንኽረአ መሪሑ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ርእዩ። ሚኒስትር ገንዘብ…
ቢዝነስ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ ከብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብምዃን ናብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቡ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼቡኡ፥ ረቂቕ በጀት 2016 ዓ.ም ብር 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ብዝርዝር ይርእይ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ንኣይ ኤስ ኣይ ኤስ ንምውጋእ ኣብ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥምረት ሚኒስትራት ይሳተፉ ኣለዉ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣይ ኤስ ኣይ ኤስን ንምውጋእ ዝተጣየሸ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥምረት ሚኒስትራት ይሳተፉ ኣለዉ። ኣብቲ ጉባኤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ኮሚዩኒቲ ግሪክ ኣዲስ ኣበባ ምርመራ ከምዝጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ነበር ቦርድን ምምሕዳርን እቲ ቤት ትምህርቲ መስ ዝተፈላለዩ ገበናት ብምዝማድ ናብ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ብመሰረት ዝበፅሐ ሓበሬታ ምርመራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንትውልዲ ዝሓልፍ ቅርሲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ሎሚ ንፅባሕ ንትከል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ካልኣይ ምዕራፍ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉ8ዳያት ወፃኢን ብኣይተ ደመቀ መኮነን ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኪንግ ካሊድ እንትበፅሕ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑዲ ዓረብያ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ምፍሻሉ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ Desta Jun 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣልሸባብ ክፍፅሞ ዝፈተነ ሽርሒ ኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብጥንካረ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ከምዝፈሸለ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ገሊፁ። ኣልሸባብ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ስግኣት ናይ ምፍጣር ፈተናታት እንተገበረ እውን ብጀግኑ ኢትዮጵያ ሸርሑ…