ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ መጥቃዕቲ ፈሺሉ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ኣብ ከባቢ ዶብ ኢትዮ-ሶማሊያ ክፍፅሞ ዝነበረ ተግባር ግብረ ራዕዲ ፈሺሉ። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣጥፊኡ ዝጠፍእ ብምውፋር ኣብቲ ከባቢ ጉድኣት ንምብፃሕ ዝገበሮ ፈተነ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብዕዉት መገዲ ከምዘፍሸሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ካብ ድምፂ ዝቐልጠፈ ሚሳኤል ምስርሓ ዕላዊ ገይራ። ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፥ እቲ ሓዱሽ ኃይፐር ሶኒክ ሚሳኤል ኣብቲ ዞባ ዘላቒ ድሕንነት ንምርግጋፅ ይሕግዘና ኢዩ ምባሎም ኣር ቲ ፀብፂቡ። ብቋንቋ ፋርስ “ፋታህ” ብዝብል ዝሰየምዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ብሕጋውነት ንክሽፈን ደላሎ ምስ ትካላት መንግስቲ ከምዝመሻጠሩ ተገሊፁ። ኣብቲ ተግባር፥ ውፅኢት ምዘና ትምህርቲ ምስ ዝሸጡ ትካላት ቴክኒክን ሙያን ስልጠና ክሳብ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለዉ ሰራሕተኛታት ተሳተፍቲ ምዃኖም…
ቢዝነስ ኣይተ ሳዶካን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውሕመ ዘቲዮም Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳዶካን ደበበ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣድናን ኣሕመድ ዘቲዮም። ኣይተ ሳዶካን ደበበ፥ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቀዋሚ ኮሚቴታት ማዕቐፋዊ…
ጥዕና እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ? Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ’ዩ። ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ክሳለጥ ኢዩ Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ቀፃሊ ሰኑይ ኣብ ጂቡቲ ከምዝሳለጥ ተገሊፁ። እቲ ትካል ከምዝበሎ፥ ኣብቲ ጉባኤ መራሕቲን ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለያ ሃገራት ክሳተፉ ኢዮም። መበል 13 ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ኣብ 2012 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይክ ሃመርን ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ምስ ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስ ዝመደቦም ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም። እቲ ጉጅለ ከይዲ ሰላም ናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፖል ካጋሜ ኣብ ሰብ መዚ ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን ሃንደበታዊ ለውጢ ገይሮም Desta Jun 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ሚኒስትራትን ኣዘዝቲን ምክልኻል ሃገርን ድሕንነትን እታ ሃገር ሃንደበታዊ ለውጢ ምግባሮም ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ጆቪኔል ማሪዛሙንዳን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር፣ ሌተናል ጄነራል ሙባራክ ሙጋንጋን ድማ ላዕለዋይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ብሓገዝ ኣበርኪቱ Desta Jun 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ልዕሊ 4 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ 1 ሺሕ ፀሊም ሰሌዳ ንኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ብሓገዝ ምብርካቱ ቢሮ ትምህርቲ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ…
ቴክኖሎጂ ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ Desta Jun 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ሚዲያታት ዝውዝዑ ስኑዓት ሓበሬታታት ንክቃለሱ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። ሕብረት ኣውሮፓ፥ ጉግል፣ ሜታ፣ ማይክሮሶፍት፣ ቲክ ቶክን ካልኦት ሰብ ዋና ኩባንያታት ቴክኖሎጂን ብፅሑፍ፣ ስእሊን ሰብ ስራሕ ተግባራትን ኣቢሎም ብልሓት ብዝተመልኦ…