ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወት ክቕፅል ንምግባር ዝዓለመ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታን ከተማታትን ክልል ኦሮሚያ ድሕሪ ለውጢ ዝተረኸበ ዓወትን እቲ ዓወት ክቕፅል ንምግባርን ዝዓለመ ሰላማዊ ሰልፊ ድጋፍ ተኻይዱ።
ብመሰረት እዚ ነበርቲ ምምሕዳር ከተማ ሸገር፣ ከተማታት ጅማ፣ ኣሰላ፣ ያቤሎ፣ ኣዳማ፣ ሻሸመኔ፣…