Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ቸናይ ዝገብሮ በረራ ኣዕብዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 7 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ናብ ህንዳዊት ከተማ ቸናይ ዝገብሮ በረራ ከምዘዕበየ ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ናብ ከተማ ቸናይ ዝገብሮ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ መዓልቲ በረራ ምግባር ከምዝጅምር ሓበሬታ እቲ መገዲ ኣየር የመላኽት፡፡

ግደ ዲያስፖራ ኣብ ምስፋሕ ኢንቨስትመንት ትግራይን ዕድላቱን ዝዝቲ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግደ ዲያስፖራ ኣብ ምስፋሕ ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይን ዕድላቱን ዝዝቲ ዋዕላ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዘሰናደኦ ኢዩ ተባሂሉ። ኣሸንዳ 2016 ዓ/ም ምኽንያት…

ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኩሉ ግዘ ድልውቲ ኢያ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምትሕብባር ንምስራሕ ኩሉ ግዘ ድልውቲ ከምዝኾነት ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም ፋራህ…

እዚ ሰሜን ምዕራብ ንውስብስብ ልኡኻት ዘይብዳህ ጠንካራ እዚ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ምዕራብ ንውስብስብ ልኡኻት ዘይብዳህ ጠንካራ እዚ ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፥ ላዕለዋይ መምርሒ እቲ እዚ ኣብ ዘካየዶ መዛዘሚ ዘተ ባጀት ዓመት…

ትልሚ ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምውፃእ ትልሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት መርሃ ግብሪ ሴፍትኔት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምውፃእ ትልሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት መርሃ ግብሪ ሴፍትኔት ምጥንኻር ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ገፀር ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ፀገማት…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴሪኢ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ቴክኖሎጂ ስማርት ኮርት ሩም ኣበርኪቱ። እቲ ኤምባሲው ሓገዝ ዝገበረ ብቢሮ ዓለም ለኸ ጉዳያት ናርኮቲክን ምኽባር ሕጊን ኣቢሉ ከምዝኾነ…

ዩክሬን ነበርቲ ከተማ ፖክሮቭስክ ነታ ከተማ ለቒቖም ንኽወፅኡ ኣዚዛ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ዓፀፋዊ ስጉምቲ ብምውሳድ ናብ ፖክሮቭስክ ምግስጋሳ ስዒቡ ዩክሬን ነበርቲ እታ ከተማ መንበሪኦም ለቒቖም ንኽወፅኡ ምእዛዛ ተሓቢሩ፡፡ ዩክሬን ቅድሚ ሰሙናት ናብ ግዝኣት ሩሲያ ጥሒሳ ምእታዋ ዝዝከር እንትኸውን፥ እዚ ድማ ናይ ክልቲአን ሃገራት…

ኣብ መሪሕ ቃል ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ጠሚቱ ዝተሰናደአ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሪሕ ቃል ትምህርቲ ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ጠሚቱ ዝተሰናደአ መድረኽ ኣብ ዋና መቐመጢ እቲ ሕበረት አኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኣውዳ-ኔፓድ)ንኮሚሽንሕብረት ኣፍሪካን ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ…

ክልላት ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝግበር ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ክልላት 17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን። ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ናይ መትከሊ ቦታ ሓዊሱ ዓይነታትን መጠንን ፈልሲ ብምድላው ምዝዛሙ ኣብ…

ማእኸላይ እዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ ዘካይዶ መጥዕቲታት ኣጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀይሕ ባሕሪን ወሽመጥ ዓደንን ዝተዋፈረ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት የመናውያን ዕጡቓት ሑቲ ከካይዶ ዝፀንሐ መጥዕቲ ይቕፅሎ ከምዘሎ ተገሊፁ። ማእኸላይ እዚ ሰራዊት ኣሜሪካ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ዝሓለፈ…