ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ተመሪቐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ተሃድሶን መደንፍዒ ክእለትን ነገዋ ስልጠነአን እናተኸታተላ ዝፀንሓ ቀዳማይ ዙር ሰልጠንቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዕዉት ኩነታት ከምዝተመረቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያአን ኣብ…