ኣብ ትግራይ ካብ 2 ሓምለ ጀሚሩ ኣብ ክልተ ዙር ክዋሃብ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 2 ሓምለ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ክልተ ዙር ክዋሃብ ዝፀንሐ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ 12 ሓምለ ረፋድ ብሰላም ከመዝተዛዘመ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኪሮስ ጉዕሽ(ዶ/ር) ገሊፆም።…