ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና-ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዋሳኒ ከባቢታት ክልል ዓፋርን ሶማሌን ዘጋጠሙ ጎንፅታት ብዘተ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ተስማዕሚዕና ኣለና ክብሉ ርእሳነ ምምሕዳራት ክልቲአን ክልልት ገሊፆም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጤፌ መሓመድን…