ብርዳእታ ዘላቒ ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ክትገብር ዝኸኣለት ሃገር የላን – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርዳእታ ናይ ፅግዕተኝነት ግዚኣ ዘናወሐት እምበር ዘላቒ ምዕባለን ብልፅግናን ጋህዲ ክትገብር ዝኸኣለት ሃገር የላን ክብላ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን።
‘ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት፣ ንዝተማለአ ሃገራዊ ሉኣላዊነትን ክብሪን’…