ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ፀዲቑ Desta Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝባዊ በዓላትን ኣከባብራ በዓላትን ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ። ህዝባዊ በዓላት ብስነ ምግባር ዝተሃንፀ ሃገር ዝፎቱ ማሕበረሰብ ንምህናፅ ኢሉ እውን ንሃገርን ህዝብን ዘለዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ፀዲቑ Desta Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ዕድጊትን ምምሕዳርን ንብረት መንግስቲ ፌዴራል ኣፅዲቑ። ኣብ ኣፈፃፅማ እንተጋጥሙ ዝነበሩን መበገሲ ምኽኒያት ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ዝኾኑን ጉድለታት ኣሰራርሓ ንምእራም ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከባቢ ወረዳ ስልጢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰባት ከምዝሓለፈ ተወካሊ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እታ ወረዳ ዋና ሳጅን ኣብድረማን ረዲ ገሊፆም። ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 3፡20 ካብ ወራቤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጉዓዘት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ቅድሚ ምዝዛሙ ናይ መወዳእታ ዝኾነ ገምጋም 100 መዓልቲታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ከምዝተጀመረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሎሚ መኣልቲ ንጉሆ ኣብ ዝተጀመረ ገምጋም÷ ኣፈፃፅማ ሴክተራት ከምዝግምገም እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ Desta Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመጀመሪ መርሃ ግበሪ ፕሮጀክት ተበፃሕነት ክታበት ህፃናት(ዜሮ ዶዝ) ዝውዕል 45 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ተገይሩ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፥ እቲ ፕሮግራም ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ጥዕና ብምትሕብባር ግሎባል ኢኒሽዬቲቭ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ይወሃብ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ፈተና ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ 2016 ዓ/ም ይወሃብ ኣሎ። በዚ ድማ ተምሃሮ 8ይ ክፍሊ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ጋምቤላ፣ ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ከምኡ እውን ኣብ ካልኦት ክልላት ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ሻምናይ ክፍሊ ፈተና ሚኒስትሪ ይወስዱ ኣለዉ Desta Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 86 ሺሕን 672 ተምሃሮ ብብርኪ ከተማ ፈተና ሚኒስትሪ ሻምናይ ክፍሊ ይወስዱ ኣለዉ። 2 ሺሕን 200 ፈተንቲ፣ 700 ሱፐር ቫይዘራትን 182 ሓለፍቲ ጣቢያ ፈተናን ብምስታፍ እቲ ፈተና ይወሃብ ከምዘሎ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምዕባለን፣ ኩለመዳይን ዘላቒ ልምዓትን ከምኡ እውን ውፅኢታዊ በዓል ብዙሕ ወገን ርክብ ብሓባር ንምዕሳል ቆራፅ ከምዝኾነት ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣብ ሩሲያ ኒዥኒ ኖቭጎሮድ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዩኒሴፍን ባንኪ ዓለምን ዘቲዮም Desta Jun 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍን ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ዓለምን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም። ከም ሃገር ዝረኣይ ባህጊ ንፁህ መስተ ማይን ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክን ንምምላእ ተወሳኺ ሃፍቲ ምድላይን ናብ ስራሕ ምእታውን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዩክሬን ተዋጋእቲ ጄታት ዒላማ መጥቃዕቲ ሩሲያ ከይኾና ኣብ ጎረባብቲ ሃገር ከምተፅነሐን ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ካብ ምዕራባውያን መሓዙታ ትቕበለን ኤፍ-16 ተዋጋእቲ ጄታት ዒላማ መጥቃዕቲ ሩሲያ ከይኾና እተን ዝተወሰና ኣብ ጎረባብቲ ሃገር ከምተፅነሐን ከምትኽእል ሓደ ላዕለዋይ ወታደራዊ መኮንን ዩክሬን ተዛሪቦም። ቤልጂየም፣ ዴንማርክ፣ ኔዘርላንድስን…