ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት “ቢስት ባር”ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ንበዓል ሓዱሽ ዓመት "ቢስት ባር"ብሄር ቤንች ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ፓርቲ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንመላእ ተወለድቲን ኢትዮጵያዊያንን እቲ ብሄር ሙሉእ ፍቕሪ፣ ሓድነት፣ ሰላምን ታሕጓስን…