ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስራት ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ ዝዘታየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ በጀት ዓመት 2017 መንግስቲ ፌዴራል ኢዩ፡፡ ንስሩዕ ወፃኢታት መንግስቲ ፌዴራል፣…