Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ፊልድ ማርሻል ብርሄኑ ጁላ ኣብ ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሰልጠንቲ ሕፁያት መኮንናት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሄኑ ጁላ ኣብ ወታደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሰልጠንቲ ሕፁያት መኮንናት ተዓዚቦም። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ኣብ ዑደቶም÷ "ሃገርና ዝመርሑ ዓበይቲ መራጀሕቲ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ወታደራዊ ኣካዳሚ…

ሚኒስቴር ትምርቲ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምርቲ ብመርበብ ሓበሬታ (Online) ዝወሃብ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ። ንፈለማ እዋን ብመርበብ ሓበሬታ ዝወሃብ ሃገር ለኸ መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ÷ ወረቐት ኣልቦ ብምግባር ሓደ ምዕራፍ ዲጂታል…

ሓማስ እስራኤል ዘቕረበቶ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ሓሳብ ብእወንታ ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓማስ እስራኤል ዘቕረበቶ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ሓሳብ ብእወንታ ከምዝርእዮ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ፈለማ እቲ ትልሚ ሙሉእ ብሙሉእ ተግባዊ ምግባር፣ ወተሃደር እስራኤል ህዝቢ ካብ ዝበዝሓሎም ከባቢታት…

ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥረ ኣቑሑ ውሽጢ ዓዲ ብምጥቃም ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን ብስፍሓት ይፈሪዩ ከምዘለዉ ኢንስቲትዩት ልምዓት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ገሊፁ። ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክስታይልን ፋሽንን ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር፥ “ከይዲ ሰንሰለት ጡጥ፣ ጨርቃ…

ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘተ ንኹሉ ተዓዋቲ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ኲናት ነቢርናሉ ኢና፤ ዝተወሰኑ ፀገማትና ፈቲሕናሉ ኢና። ’ኣብዮት’ ደጋጊምናዮ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል  ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዑደት ስራሕ…

ኣብ ትግራይ ፅርየተን ዝሓለዋ ከተማታት ንክህልዋ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅርየተን ዝሓለዋን ምቹዋትን ከተማታት ንክህልዋ ይስራሕ ከምዘሎ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብሓምለዋይ ኣሰር ዝወቀባ ፅሩያትን ንናብራ ምቹኣትን ከተማታት ንምፍጣር ልዕሊ 300 ሚሊየን በር ከምዝተሰለዐ ተገሊፁ።…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክ-ሌላ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

ኣካላት ፍትሒ ገለልተኛ ብምዃን ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፍትሒ ካብ ኢድ ኣእታዊነት ናፃን ገለልተኛን ብምዃን ብምስራሕ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እዚ ዓመት ሃገራዊ ትራንስፎርሜሽን ኣብያተ ፍርዲን…

ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ብኣፅዋር ኲናት ኣሜሪካ ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ባይደን  ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ኣሜሪካ ብዘቕረበቶ ኣፅዋር ኲናት ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን  ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ። ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከብ ቦታ ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ወፍሪ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣት ካርኪቭ…