Fana: At a Speed of Life!
Yearly Archives

2024

ካብ  ሰደድ ንግዲወፃኢ 772 ነጥቢ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰደድ ንግዲ ወፃኢ 772 ነጥቢ 25 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ሚኒስቴር ዝከታተሎም ንግዲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ናብ ኣዘርባጃን ኣምሪሖም። እቶም መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ናይ ነዊሕ እዋን ፈታዊትን መሻርኽቲን ናብ ዝኾነት ሃገር ኣቲና ኢሎም። መንግስቲ እታ ሃገር…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝጀመሮ ክውድእ ዝኽእል ዝሓሰቦ ዘዕውት ትካል ኢዩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝጀመሮ ክውድእ ዝኽእል ዝሓሰቦ እውን ዘዕውት ትካል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ምክልኻ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ትሕቲ ትሕዝቶ ኢንተርፕራይዝ ኮንስትራክሽን ምክልኻል ኣብ ዝነበረ ወሎ ሰፈር ንዝህነፅ ፕሮጀክት ህንፀት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣዋጅ ሜዳይ፣ ኒሻንን ሽልማትን መርሚሩ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣዋጅ ሜዳይ፣ ኒሻንን ሽልማትን መርሚሩ ኣፅዲቑ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ ወፃኢን ጉዳያት ሰላምን ዲማ ኖጎ (ዶ/ር)፥ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣፍሪካን ዓለምን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንህዝቢ ኢትዮጵያ…

ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ መራሕቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 1ይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንመርሃ ግብሪ ምምህሃር ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ናብታ ከተማ ንዝመፅኡ መራሕቲ ቀዳማይ ደረጃ ኣቢያተ ትምህርቲ ክስፋሕፍሑን ንህፃናት ምቹዋት ንኽኾኑ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ኣጎብንየን፡፡ እተን…

ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቅርንጫፍ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ፍቃዱ ተሰማ 10 ሺሕ ብር ደገፍ ብምግባር ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀንቢሮም። እቲ ጎስጓስ ሰባት ፅርየቱ ኣብ ዝሓወ ቦታ ብምሻን ከባቢ ፅሩይ ናይ ምግባር ባህሊ ንክምዕብሉ…

ረቂቕ ኣዋጅ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ገፀር ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 26 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሓዱሽ ረቂቕ ኣዋጅ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ገፀር ኣመልኪቱ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ብምምርማር ኣፅዲቑ፡፡ እቲ ውሳነ ሓሳብ ናብቲ ባይቶ ብንባብ ዘቕረቡ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ ኣይተ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ዩክሬን ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ዩክሬን ኣቲዮም። እቲ ዲፕሎማሲያዊ ዑደት፥ ኣሜሪካ ንዩክሬን ዘለዋ ደገፍ ንምግላፅ ዓሊሙ ሃንደበት ዝካየድ ዘሎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ለይቲ ብባቡር ተጓዒዞም ኪዬቭ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ…

ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሓድጊታት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ምርምር ሓድጊታት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ቱሪዝም ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርት ቀጀላ መርዳሳ፣ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሙሁራንን ተወከልቲ ትካላትን ኣብቲ ጉባኤ…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣፈፀምቲን ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ይካየድ ኣሎ። እቲ ገምጋም፥ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣብ ኣጠቓቕማ፣ ምስፋሕ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንትን፣ ሽግግር ኢንዱስትሪ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ኣብ ኣፍረይቲ…