ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ካብ 1 ሚሊየን ዝበልፁ ህፃናት ምብፃሕ ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሮግራም ቀዳማይ ቁልዕነት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመታት ን1 ነጥቢ 3 ሚሊየን ህፃናት ምብፃሕ ከምዝተኻእለ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ስነ ስርዓት ምረቓ 3 ሺሕን 85 ሰብ ሞያ ኣማኸርቲ ወለዲን ሓብሐብቲን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ንዲጂታል ቴሌቶን ንፅህቲ ኢትዮጵያ 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም። ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ብመሰረት እዚ ሰራሕተኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዝገባ መረፅቲ ተናዊሑ Gebremariam Weldegerima May 12, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ክሳብ 12 ግንቦት 2016 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፉ መረፃ ዝካየደሎም ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ዓፋርን ከምኡ እውን ዳግም መረፃ ኣብ ዝግበረሎም ክልላት መረፃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቃብ ሰላም ኮሪያ ዝተዋፈረ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ማሕበር ወፈርቲ ኮርያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ወሃቢ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ወሃቢ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ። ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ን11 ዓማውቲ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብዓውዲ ሆቴል ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት እናሃበ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ሎሚ ዝምርቕ ህንፃ በዓል 10…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ፃውዒት ኣቕሪበን። ተወከልቲ መዳርግቲ ትካላት ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…
ቴክኖሎጂ ህፃናት ኣብ ኢንተርነት ክንደይ ግዜ እንተሕለፉ ፅቡቕ? ሓደጋታትከ ክህልዎ ይኽእል ዲዩ? Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ተጠቃምነት ኢንተርነት ዝረኸቡ ህፃናት ኣብ ንኡስ ዕድመኦም ብዝርእይዎ ነገራት ብፍላይ ኣብ ዳሕረዋይ ህይወቶም ዘስዕበሎም ሓደጋታት ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣሰካፊ እናኾነ ይመፅእ ምህላዉ ክኢላታት የጠንቅቑ። ህፃናት ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ…
ስፓርት ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽሊቲኡ ፆታ ተዓዊቶም Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽሊቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብቲ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቓ 4 ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምኽባር ሕጊን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ መትከት ዝተደረኸ ኢዩ-መርማሪ ቦርድ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር ሕጊን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ መትከት ዝተደረኸ ኢዩ ክብል መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ኮማንድ ፖስት ሰሜን ምዕራብ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝርከብ “ዘጠነኛ ፖሊስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምዉፃእ ዕፃ ዕደላ መሬት 354 መምህራን ከተማ መቐለ ተሳሊጡ Desta May 11, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምዉፃእ ዕፃ ዕደላ መሬት ንመምህራን ከተማ መቐለ ሎሚ 3 ጉንበት 2016 ዓ/ም ተሳሊጡ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 18 ማሕበራት ተወዲቦም ንዝፀንሑ መምህራን ንመንበሪ ዝዉዕል መሬት ዓዲሉ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ምክትል ግዝያዊ…