ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ዩክሬንን ንፈለማ እዋን ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ንፈለማ እዋን ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር ከምዘካየዳ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ኲናት ዝርከባ እተን ሃገራት ፊት ንፊት ብምርኻብ ድርድር እናገበራ ዝርከባ ብኣሸማጋልነት ኳታር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ በቲ ፊት ንፊት ድርድር÷ ብምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮም ብብርኪ ሃገር ለኸ ምዝገባ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት (መታወቂያ) ኣጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብብርኪ ሃገር ለኸ ምዝገባ ብሄራዊ ዲጂታል መለለዪ መንነት (መታወቂያ) ኣጀሚሩ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት እቲ መጀመሪ፤ ብማእኸላይ ኣብ 1 ሚሊየን ዜጋታት ብምምዝጋብ ክሳብ 2018 ዓ.ም ን32 ሚሊየን ዜጋታት ኣገልግሎት ንመሃብ ከምዝተሃቀነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ብሪታንያ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ሀገራት ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታትን ብሪታንያ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም። ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ጥቕሚ እናውዐሎም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣቪዬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ሓራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት ሓራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ኢትዮ-ጅቡቲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፣ ኣምባሰደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ፣ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይዚ ወለዶ ዛዕባ ሓምሳ ዓመት ዘላቂ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን ኢዩ – ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ ወለዶ ዛዕባ ሓምሳ ዓመት ዘላቂ ሰላምን ኩለመዳይ ምዕባለን ከምዝኾነ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን ብምዝታይ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 14 ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙነ ክታበት ኣፍሪካ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ሞትን ሕማማትን ኣዴታትን ዕሸላትን ንምንካይ ምስ ክልላትን ዝምልከቶም ኣካላትን ብምትሕብባር ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ እናሰርሐ ከምዝርከብ ኣብቲ መድረኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኡጋንዳ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኡጋንዳ ሮቢናህ ናባንጃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ገይረን። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ÷ ነተን ቀዳማይ ሚኒስትር ብምቕባል ሓፈሻዊ ምንቅስቓስን ከይዲ ምፍራይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ግሪክ ካብ በረኻ ሰሃራ ብዝተልዓለ ኣውሎ ንፋስ ብዶሮና ከምዝተሸፈነት ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግሪክ ካብ በረኻ ሰሃራ ብዝተልዓለ ኣውሎ ንፋስ ብዶሮና ከምዝተሸፈነት ተገሊፁ። ካብ ኣፍሪካ ብዝተልዓለ ልዑል ዶሮና ዝሓዘለ ኣውሎ ንፋስ ከተማ ኣቴንስን ካልኦት ከተማታት ግሪኽን ዝተሸፈና እንትኾና፤ ሰማይ እታ ሃገር ቀያሕታይ ቀለም ብዘለዎ ብናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምትሕብባር ብሪክስ ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ሰብ ሞያ ትካላት መፅናዕቲን ምርምርን ኢትዮጵያን ሩሲያን ምትሕብባር ብሪክስ ንምጥንኻር ዘኽእል መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይዱ ኣለዉ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ምትሕብባር ብሪክስ ንምጥንኻር ዘሕእሉ ሓለዋ ከባቢን ክሌማዊ ለውጢን፣ ኣብ ሕርሻ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ዘተዓናቕፉ ፀገማት ንምፍታሕ ሓራዊ ግንዛበ ምሓዝ ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት መገዲ ዘተዓናቕፉ ፀገማት ንምፍታሕ ሓራዊ ግንዛበ ምሓዝ ይግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣባላት እቲ ባይቶ÷ ኣብ ሓፈሻዊ ከይዲ ልምዓት መሰረተ ልምዓት መገዲ ኢትዮጵያ ብምድሃብ ምስ ሚኒስቴር…