ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥሕሰት ስነ-ምግባር ኣብ ልዕሊ ዝፈፀሙ 52 ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ዝቐረቡ 95 ጥቆማታት 36 ኣመራሓን ሰራሕተኛታትን ጥፍኣተ ከምዝኾኑ ብምርግጋፁ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ናይ ዝተረፉ ጉዳይ ድማ ብኮሚቴ ዲሲፕሊን እናተርኣየ ከምዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሕሶት ሓበሬታ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዛዕባ ዕጥቂ ኣባላት ሚልሻ ይምልከት ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ይርከብ ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልል ኣምሓራ ‘ብዛዕባ ዕጥቂ ኣባላት ሚልሻ ይምልከት’ ብዝብል ናይ ሕሶት ሓበሬታ እናተጋወሐ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። ንኩለን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ዝራእቲ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 3 ሚሊየን ሄክታር እቲ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ክሳብ ሕዚ ካብ ዝተኣከበ ዝራእቲ ድማ ፤ 73 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተረኸበ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት 7 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 12 ፍሉይ ሽሙ ጠሮ መስጊድ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ገዛ ተደርሚሱ ብዝበፅሐ ሓደጋ ህይወት ሸውዓተ ሰባት ሓሊፉ። ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወ/ሮ ኣይዳ ኣወል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድጋፍ ይግባእ ኢሎም Desta Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ብሓባር ምድጋፍ ይግባእ ኢሎም። ወዲ ሱልጣን ኣሊሚራህ ዝኾኑ መበል 15 ሱልጣን ኣሕመድ ኣሊሚራህ ዓፋር፥ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ድሕሪ ዝነበሮም ፃንሒት ሎሚ መዓልቲ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኤግዚብሽን ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ስታርት ኣፖት መወዳደሪ ስራሕቶም ኣቕሪቦም Desta Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤግዚብሽን ስታርት ኣፕ ኢትዮጵያ ዝሳተፉ ዘለዉ ስታርት ኣፖት መወዳደሪ ስራሕቶም ኣቕሪቦም። ቀፃሊ ቀዳም ኣብ ዝዛዘም ውድድር ስታርት ኣፓት ዝቐርቡ 20 ስታርት ኣፓት ኢዮም ስራሕቶም ኣቕሪቦም። ንውድድር ዝቐረቡ ስራሕቲ ስታርት ኣፓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምጥንኻርን መተኣኻኸቢ ተረኽ ንምህናፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ይርከብ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንምጥንኻርን መተኣኻኸቢ ተረኽ ንምህናፅን ብቖራፅነት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበሩዎ ፃሒንት÷…
ቢዝነስ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኤጀንሲ ምዝገባን ሓበሬታን ትሕዝቶ መሬት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ኣገልግሎት ካዳስተር ልዕሊ 4 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኤጀንሲ ዳይሬክተር ምዝገባ ሓበሬታን ኣገልግሎትን ትሕዝቶ ሓሰን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ዓብዪ ኮሚቴ ብሄራዊ መተሓባበሪ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ተሳሊጡ Desta Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (አ6ፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ዓብዪ ኮሚቴ ብሄራዊ መተሓባበሪ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ከምዝተሳለጠ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ዘላቒ ኢኮኖሚያዊ ክታመ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 16 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምግልባጥ ጀልባ ህይወቶም ስኢኖም Desta Apr 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)16 ኢትዮጵያውያን ብሓደጋ ምግልባጥ ጀልባ ህይወቶም ስኢኖም። ካልኦት ኣብታ ጀልባ ዝነበሩ 28 ዜጋታት ድማ ክሳብ ሐዚ ክርከቡ ከምዘይተኽኣሉ ተገሊፁ። ትማሊ ምሸት ካብ ወሰን ባሕሪ የመን ፍሉይ ሽሙ ኣራ ካብ ዝበሃል ቦታ 77 ኢትዮጵያዊያን…