ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኩርዓት ኣፍሪካዊያን ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ በዚ መገዲ ብምህናፁ ከምዝተሓጎሱ ምዝራቦም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኢንተርፖል ትሳተፍ ኣላ Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ መበል 19 ዓመታዊ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ኢንተርፖል ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝሳተፉ ዘለዉ ሓላፊ ብሔራዊ ኢንተርፖልን ዓለም ለኸ መምርሒ ትሕብብር ፒሊስን ረዳት ኮሚሽነር ደጀኔ በቀለ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ኮንፈረንስ…
ስፓርት ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣባላት እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ማእኸላት ህንፀት ስፍራታት ስፖርትን ስብእና መናእሰይን መርኣዮም ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 31 ስሩዕ ኣኼብኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ስርዓት መተባብዒ ሰደድ ወፃኢን ቀረፅን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ጠሚቱ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ እቲ ኣዋጅ ሸርፊ ወፃኢ ንምርካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ባለስቲክ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ። ዩክሬን ነቲ ሚሳኤል ብውሑዱ ሓደ ግዘ ምጥቃም ከምዝጀመረት ሰብ መዚ ኣሜሪካ ምርግጋፆም ተሓቢሩ። እቶም ኣፅዋራት ኣብ ወርሒ መጋቢት ብፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ፥ ህዝቢ ካብ ስኑዓት ሓበሬታታት ንገዛእርእሱ ንክክላኸል ብዙሕ ክሰርሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብቲ ኣገልግሎት ብምርካብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እቲ ቤት ዕዮ ተዓዚቡ።…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ካሜሮን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራ ናብ 11 ክብ ከብል ኢዩ። ብመሰረት እዚ ካብ 26 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ እቲ መርሃ ግብሪ ከምዘጀምሮ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ሐዚ እዋን ሰሙናዊ 7 በረራታት ከምዝገብር ኣብቲ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Apr 25, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብዱልሃሚድ ኣል-ዳባይባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣማሲዮም ኣብ ዓለም ለኸዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ ኣቀባብላ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ 4ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ፋይናንስ ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ቆራፅ ኢያ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ሓምለ ዝካየድ 4ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ልምዓት ፋይናንስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብዕዉት ኩነታት ንምትእንጋድ ምድላው እናተገበረ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 1 ሺሕን 181 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Apr 24, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር በረራ ኣብ ስኡድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዜጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 181 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝመለሱ ተገሊፁ፡፡ ዝተመለሱ ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ÷ እቶም 4ተ ዕድሚኦም ትሕቲ 18 ዓመት ዝኾኑ ሰገናት…