ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሽዴ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ባንኪ ዓለም መበል 20 ኣኼባ ኢኒሼቲቭ ሚኒስትራት ቀርኒ ኣፍሪካ መሪሖም፡፡ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ንኽፍጠር ሙሁራን ግደኦም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዜጋታት ኣብ ሃገራዊ ጉዳያት ሓበራዊ ምርድዳእ ንኽፍጠር ሙሁራን ግደኦም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰላም ኣገንዚቡ። እቲ ሚኒስቴር "ንዘበኑ ዝምጥን ሓርበኝነት ንህብረ-ብሄራዊ ሓድነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መድረኽ ጎስጓስ ዘጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ምስ ፕሮግራም ኢፋድ ብምትሕብባር ዝሰርሖ ፕሮጀክት ምእላይ ሩባ ንተጠቀምቲ ሓረስቶት ኣረኪቡ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምስ ፕሮግራም ኢፋድ ብምትሕብባር ብልዕሊ ብር 14 ሚልዮን ዝሰርሖ ፕሮጀክት ምእላይ ሩባ ንተጠቀምቲ ሓረስቶት ሳይት ኣረኪቡ። እቲ ርኽክብ ዝተፈፀመ ኣብ ወረዳ ናዕዴር ጣብያ ላዕላይ ሕዱግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ 150 ኣናእሽተይ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ርኽክብ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በቢብርኩ ንዝርከቡ ትካላት ዘገልግላ 150 ኣናእሽተይ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ (ሚኒባስ) ርኽክብ ኣካይዱ። ን11 ክፍለ ከተማታትን ንማእኸል ትካላትን ዝተውሃባ ከምዝኾና ተገሊፁ። እተን ናይ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ይሳለጥ ኣሎ Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ጉስጓስ ምክልኻል ብኽለት ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ፥ “ብኽለት ይኣክል ፅባቐ ይረጋገፅ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣዎ ዢዋን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምስፋሕ፣ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ እተን ሃገራት ኣብ ምጥንኻርን ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ኣብ ምስፋሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም Desta Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 11፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ንህንፀት ኢንዱስትሪ መገጣጠሚን መፍረይን ተሽከርከርቲ ዝኸውን እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም። ህንፀት እቲ ኢንዱስትሪ ንሃገርን ነቲ ትካልን ዝህቦ ረብሓ ልዑል ኢዩ ኢሎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሳይንስ ሙዝየም ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ስታርት ኣፕ ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ካብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ብተወሳኺ ዋና ዳይሬክተር ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ወርቁ ጋቸና ተረኺቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀገማት ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ንኽፍትሑ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ብምትሕብባር ክትሰርሕ ኢያ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀገማት ዞባ ማእኸላይ ምብራቕ ንኽፍትሑ ምስ ፈተውቲ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ “ተለዋዋጢ ኣብ ዝኾነ ዓለም ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብውሑዱ ሓደ ቢሊየን መረፅቲ ዝሳተፉሉ መረፃ ህንዲ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Apr 19, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ቢሊየን ዝኾኑ ህንዳውያን ድምፂ ክህብሉ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉ ሓፈሻዊ መረፃ ህንዲ ይካየድ ኣሎ፡፡ ብቢሊየን ዝቑፀሩ ኣድመፅቲ ብምትእንጋድ ኣብ ዓለም ቀዳማይ ስፍራ ዝሕዝ መረፃ ህንዲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1 ሰነ 2024 መዛዘሚ…